ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ድምፂ ሂበን Gebremariam Weldegerima Jun 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ክፍለ ከተማ ጨርቆስ ብምርካብ ድምፂ ከመዝሃባ ካፒታል ፀብፂቡ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ተዓዛቢ ሕብረት ኣፍሪካ ከይዲ ምርጫ ኣዲስ ኣበባ ይዕዘብ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብነበር ፕሬዚዳንት ናይጀሪያ ኦሊሴንጎን ኦባሳንጆ ዝምራሕ ጉጅለ ተዓዛቢ ሕብረት ኣፍሪካ ከይዲ ምርጫ ኣዲስ ኣበባ ይዕዘብ ኣሎ። ኣባላት እቲ ጉጅለ ኣብ ክፍለ ከተማ ጨርቆስ ወረዳ 7 ክልል ምርጫ 21/22 ዘሎ ከይዲ ምርጫ ተዓዚቦም። ኣብ ናይ ሎሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣቦ መንበር ኣብን ኣይተ በለጠ ሞላ ኣብ ዝወዳደርሉ ጣብያ ብምርካብ ድምፆም ሂቦም Gebremariam Weldegerima Jun 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቦ መንበር ኣብን ኣይተ በለጠ ሞላ ኣብ ዝወዳደርሉ ጣብያ ምርጫ ከተማ ቆቦ ቀበሌ 04 ብምርካብ ድምፆም ሂቦም። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ብዘይዝኾነ ይኹን ፀገም ይካየድ ከምዘሎ ኮሚሸን ፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Jun 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ብዘይዝኾነ ይኹን ፀገም ይካየድ ከምዘሎ ኮሚሸን ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚሽን ከምዝገለፆ፥ መራፂ ሰላማዊን ዝተረጋገዐን በዝኾነ መገዲ ድምፁ ይህብ ኣሎ። ንቐፃሊ ተመሳሰልቲ ሓበሬታታት ካብ ፌዴራልን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ክቡር ገና ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብምርካብ ድምፆም ሂቦም Gebremariam Weldegerima Jun 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ተወካሊ ኢዜማ ኣይተ ክቡር ገና ኣብ ክልል ምርጫ ክፍለ ከተማ ኣቃቂ ቃሊቲ፣ ጣቢያ 11 ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብምርካብ ድምፆም ሂቦም። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ ኣብ ከልል ዓፋር ብምርካብ ደምፂ ሂቦም Gebremariam Weldegerima Jun 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ ኣብ ከልል ዓፋር ብምርካብ ደምፂ ሂቦም። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶ/ር ኣብርሃም በላይ ኣብ ክልል መረፃ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ብምርካብ ድምፆም ሂቦም Gebremariam Weldegerima Jun 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ዶ/ር ኣብርሃም በላይ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ክልል መረፃ 23 ጣቢያ መረፃ 05 ብምርካብ ድምፆም ሂቦም። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…
Uncategorized ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣብ ከፍለ ከተማ ኮልፌ ቀራንዮ ብምርካብ ድምፂ ሂበን Gebremariam Weldegerima Jun 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣብ ከፍለ ከተማ ኮልፌ ቀራንዮ ወረዳ ትሽዓተ ብምርካብ ድምፂ ሂበን። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳው ኣብ ጣብያ ምርጫ ጉንቸሬ ብምርካብ ድምፆም ሂቦም Gebremariam Weldegerima Jun 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳው ኣብ ዞባ ጉራጌ ጣብያ ምርጫ ጉንቸሬ ብምርካብ ድምፆም ሂቦም። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ ኣብ ጣብያ ምርጫ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ብምርካብ ድምፆም ሂቦም Gebremariam Weldegerima Jun 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ ኣብ ጣብያ ምርጫ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ቀበሌ 05 ብምርካብ ድምፆም ሂቦም። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…