Uncategorized ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብ ጣብያ ምርጫ ደንዲ ብምርካብ ድምፆም ሂቦም Gebremariam Weldegerima Jun 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣብ ዞባ ምዕራብ ሸዋ ጣብያ ምርጫ ደንዲ ብምርካብ ድምፆም ሂቦም። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምክትል ከንቲባ ኣዳነች ኣበቤ ኣብ ክፍለ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ብምርካብ ድምፀን ሂበን Gebremariam Weldegerima Jun 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣበቤ ኣብ ክፍለ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ብምርካብ ድምፀን ሂበን። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ሰላም ወ/ሮ ሙፋሪያት ካሚል ኣብ ስልጤ ብምርካብ ድምፂን ሂበን Gebremariam Weldegerima Jun 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሰላም ወ/ሮ ሙፋሪያት ካሚል ኣብ ስልጤ ብምርካብ ድምፂን ሂበን። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/ ትዊተር ገፅና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ዓፋር ከይዲ ኣወሃህባ ድምፂ መበል ሻድሻይ ሓፈሻዊ ምርጫ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ከይዲ ኣወሃህባ ድምፂ መበል ሻድሻይ ሓፈሻዊ ምርጫ ይካየድ ኣሎ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ኣብ ከተማ ኣርባምንጭ ብምርካብ ድምፆም ሂቦም Gebremariam Weldegerima Jun 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ኣብ ከተማ ኣርባምንጭ ብምርካብ ድምፆም ሂቦም። እቶም ኣፈ ጉባኤ ስነ ሰርዓት ምትካል ፈልሲ እውን ኣሳሊጦም። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ቻግኒ ስነ ስርዓት ምሃብ ድምፂ መበል ሻድሻይ ሓፈሻዊ ምርጫ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ቻግኒ ስነ ስርዓት ምሃብ ድምፂ መበል ሻድሻይ ሓፈሻዊ ምርጫ ይካየድ ኣሎ። ኣብታ ከተማ ኣብ ዘለዋ ጣቢያታት ምርጫ ወሃብቲ ድምፂ ድምፆም ይህቡ ኣለዉ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌሊሞ ድምፂ ሂቦም Gebremariam Weldegerima Jun 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌሊሞ ኣብ ከተማ ሃዋቀሳ ጣቢያ ምርጫ ቱታታ ብምርካብ ድምፂ ሂቦም። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝተፈላለያ ክፍለ ከተማታት ኣዲስ ኣበባ ስነ ስርዓት ምሃብ ድምፂ መበል ሻድሻይ ሓፈሻዊ ምርጫ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ከፍለ ከተማታት ኣዲስ ኣበባ ስነ ስርዓት ምሃብ ድምፂ መበል ሻድሻይ ሓፈሻዊ ምርጫ ይካየድ ኣሎ። ኣብታ ከተማ ኣብ ዘለዋ ጣቢያታት ምርጫ ወሃብቲ ድምፂ ድምፆም ይህቡ ከምዘለዉ ኢቢሲ ፀብፂቡ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጋምቤላ ስነ ስርዓት ምሃብ ድምፂ መበል ሻድሻይ ሓፈሻዊ ምርጫ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጋምቤላ ስነ ስርዓት ምሃብ ድምፂ መበል ሻድሻይ ሓፈሻዊ ምርጫ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ክልል ኣብ ዘለዋ ጣቢያታት ምርጫ ወሃብቲ ድምፂ ድምፆም ይህቡ ከምዘለዉ ኦቤን ፀብፂቡ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓፈሻዊ ሓበሬታ ብዛዕባ መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ Gebremariam Weldegerima Jun 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ 47 ተነሓናሕቲ ፓርቲታት ክወዳደሩ ኢዮም። በዝሒ ሕፂያት ንባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 2 ሺሕን 71፣ ንኣብያተ ምኽሪ ክልላት ድማ 7 ሺሕን 434 ኢዮም። ብውልቀ ዝወዳደሩ ሕፁያት 148 ሕፁያት ጉዳኣት ኣካል 99…