ነበርቲ ከተማ ጅማ ምርጫ ሰለማዊን ዴሞክራሲያዊን ብምዃን ንክዛዘም ሓላግነቶም ከምዘደወዘፅኡ ተዛሪቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ከተማ ጅማ መበል ሻድሻይ ሃገራዊን ክልላዊን ምርጫ ሰለማዊን ዴሞክራሲያዊን ብምዃን ንክዛዘም ሓላግነቶም ከምዘደወዘፅኡ ተዛሪቦም።
እቶም ነበርቲ እቲ ምርጫ ታሪኻዊነቱን ተኣማንነቱን ተረጋጊፁ ንክሓልፍ ትፅቢት ዝግበረሎም ከምዝዋፅኡ ኢዮም ገሊፆም።…