Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

June 2021

“ኩለን ደቂ ኣንስትዮ ንብልፅግና፤ ብልፅግና ንኹለን ደቂ ኣንስትዮ” ብዝብል መሪሕ ቃል ድጋፍ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) “ኩለን ደቂ ኣንስትዮ ንብልፅግና፤ ብልፅግና ንኹለን ደቂ ኣንስትዮ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ድጋፍ ደቂ ኣንስትዮ ይካየድ ኣሎ። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፓር ብልፅግና ወኪለን ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባን ዝዳደራ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ  ረቂቕ  በጀት ዓመተ 2014 ብዝምልከት ፅባሕ ክዛተ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሰነ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ  ረቂቕ  በጀት ዓመተ 2014 ብዝምልከት ፅባሕ ክዛተ ኢዩ። ኣብቲ ዝቐረበሉ ረቂቕ  በጀት ዓመተ 2014 ብምዝታይ ውሳነ ከሕልፍ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ። እቲ ባይቶ ኣብቲ ረቂቕ ኣዋጅ ብዕምቆት ድሕሪ ምዝታይ ብዝርዝር ንኽረአ…

ካልኣይ ዙር ህፁፅ ሓገዝ ኣብ መቐለ ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ፌዴራል ምስ ትካል ተራድኦ ብምዃን ዘቕረብዎ ስርናይ፣ ዘይቲን ዓተረን ብማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ(ማረት) ኣቢሉ ንተሓገዝቲ ይወሃብ ኣሎ። እቲ ሓገዝ ኣብ ከተማ መቐለ ንዝርከቡ 379 ሺሕን 946 ተመዛበልቲ ደገፍ ዘድሊዮምን ወገናት ተበፃሕቲ…

ሃገራዊ ለውጢ ንክመፅእ ብዙሓት መናእሰይ ህይወቶም አሀጊሮም ኢዮም – ምክትል ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ለውጢ ንክመፅእ ብዙሓት መናእሰይ ህይወቶም አሀጊሮም ኢዮም ክብላ ምክትል ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች አቤቤ ገሊፀን። ድጋፍ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ተሳሊጡ። እቲ ደገፍ፥…

ኮሌጅ ጦር ምክልኻልን ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀልን ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሌጅ ጦር ምክልኻል ፌዴሪኢን ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያን ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም። እቲ ሰነድ ኣዛዚ ኮሌጅ ጦር ምክልኻል ሜጀር ጀኔራል ሃብታሙ ጥላሁንን ዋና ተፀዋዒ ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ኒኮላስ ቮን ኣርክ…

ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት መዛዘሚ ክትዕ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት 6ይ ሃገራዊ መረፃ ኣመልኪቱ ፓርቲታት ፖለቲካ ብምዕዳም እናካየዶ ዝነበረ ክትዕ መዛዘሚ ኣካይዱ። እቲ ጣቢያ ፓርቲታት ፖለቲካ ብምዕዳም ትሽዓተ ግዘ ኣብ ዝተፈላለዩ ርእሰ ጉዳያት ክትዕ ንኸካይዱ ገይሩ ኢዩ፡፡ ብምዃኑ…

ከይዲ ለውጢ ብዓወት ንኽዛዘም ኢትዮጵያውያን ኣብ ዘለዉዎ ኮኖም ርብርብ ክገብሩ ይግባእ – ኣይተ ደመቀ መኮንን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ከይዲ ለውጢ ብዓወት ንኽዛዘም መናእሰይ ሓዊሱ ኩሎም ኢትዮጵያውያን ኣብ ዘዘለዉዎ ኮኖም ርብርብ ክገብሩ ከምዝግባእ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ኤጀንሲ ዳያስፖራን ሚሲዮናት ፌዴሪኢን ብምትሕብባር፥…

ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ኢድ ኣእታውነት ሓይሊታት ወፃኢ ኣብ ኢትዮጵያ ዝቃወም ሰልፊ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንነ ኢድ ኣእታውነት ወፃኢ ኣብ ውሽጣዊ ጉዳይ ኢትዮጵያ ዝቃወም ሰልፊ ኣካይዶም። እቲ ሰልፊ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝገብሮም ተግባራት ዝድግፍ እንትኸውን፥ ክሳብ ሐዚ ኣብ ጎድኒ ኢትዮጵያ ዝተሰለፋ…

ኣብ ትግራይ ስሩዕ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ንክጅመር ቢሮ ትምህርቲ እቲ ክልል ፃውዒት ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ኣብያተ ዕዮ ትምህርቲ ስሩዕ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ንምጅማር ዘኽእሎም ብሙሉእነት ባይታ ከምዘይተመቻቸወሎም ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ኣብ ዘካየዶ ዘተ ገሊፆም። ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ብወገኑ ኣብ ምምሃር ምስትምሃር ዘጋጥሙ…