ኮሮናቫይረስ ኣብ ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ 24 ስዓታት ብዝተኻየደ ምርመራ 40 ወገናት ቫይረስ ኮሮና ተረኺብዎም Gebremariam Weldegerima Jun 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ትግራይ ኣብ ዝሓለፈ 24 ሰዓታት ን117 ወገናት ምርመራ ቫይረስ ኮሮና ዝተገበረሎም እንትኸውን ካብዝኦም እቶም 40 ወገናት ቫይረስ ኮሮና ከምዝተረኸቦም ቢሮ ሓለዋ ጥዕና እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ክሳብ ሐዚ ኣብ ገዛ ንገዛ ሕክምና ኣገልግሎት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኬኒያ ኣብ ልዕሊ ሶማሊያ ኣንቢራቶ ዝነበረት እገዳ ቀጥታ በረራ ኣልዒላቶ Gebremariam Weldegerima Jun 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኬኒያ ኣብ ልዕሊ ሶማሊያ ኣንቢራቶ ዝነበረት እገዳ ቀጥታ በረራ ከምዘልዓለቶ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፀኢ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። እቲ ስጉምቲ ኣብ መንጎ መክልቲአን ሃገራት ዘሎ ርክብ ዲፕሎማሲ ናብ ንቡር ነክምለስ ዝሕግዝ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣቐባሊ ቃል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ 100 ሺሕ ኣባይቲ ንምህናፅ ምስ ማሕበር ጎጆ ብሪጅ ተስማዕሚዑ Gebremariam Weldegerima Jun 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብታ ከተማ 100 ሺሕ ኣባይቲ ንምህናፅ ምስ ማሕበር ጎጆ ብሪጅ ስምምዕነት ውዕሊ ተፈራሪሙ። እቲ ምምሕዳር ከተማ ፀገም መንበሪ ኣባይቲ ንምቅላል ዝተትሓዘ ትልሚ ንምትግባር ብዝብል ሓቢሩ ንምስራሕ ከምዝተስማዕመዐ ተገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 337 ዜጋታት ክብ ስዑድ ዓረብ ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Jun 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)337 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ከተማ ሪያድ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። እቶም ዜጋታት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ፥ ተወካሊ ዳይሬክተር ጀነራል ጉዳያት ቆንስላ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣቀባብላ ከምዝገበሩሎም ካብ ቤት ፅሕፈት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲታት ምትእስሳር ምርምርን ኢንዱስትሪን ተግባራተን ኣጠናኺረን ክቕፅላ ከምዝግባእ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲታት ጎደና ጎድኒ ምምሃር ምስትምሃር ዝሰርሐኦም ተግባራት ምትእስሳር ምርምርን ኢንዱስትሪን ኣጠናኺረን ክቕፅላ ከምዝግባእ ተገሊፁ። ዩኒቨርሲቲ ደብረ ብርሃን ኣብቲ ዩኒቨርሲቲ እናተሰርሑ ዝርከቡ ፕሮጀክታት ልምዓት ምርምርን ምፍላጥን፤ ምትእስሳር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩንቨርስቲ ቦሮና ተመሪቑ Gebremariam Weldegerima Jun 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ተበፃሕነት ላዕለዎት ትካላት ትምህር ክብ ንምባል ዓሊሙ በ350 ሚሊየን ብር ዝተሃነፀ ዩንቨርስቲ ቦሮና ተመሪቑ። እቲ ዩንቨርስቲ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመለስ ኣብዲሳ መሪቐምዎ። ፕሬዚዳንት እቲ ዩንቨርስቲ ዶክተር ቦሩ ጠቼ፥ ዩንቨርስቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮቪድ-19 ናብ ኢትዮጵያ ካብ ዝኣቱ ጀሚሩ ልዕሊ 2 ሚሊየን 764 ሺሕን ምርመራ ላብራቶሪ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Jun 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኮቪድ-19 ናብ ኢትዮጵያ ካብ ዝኣቱ ጀሚሩ ልዕሊ 2 ሚሊየን 764 ሺሕን ምርመራ ላብራቶሪ ከምዝተኻየደ ተገሊፁ። ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢን ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ብሓባር ዘሰናድኡዎ ትኹረቱ ኣብ ኮቪድ-19 ዝገበረ ሃገር ለኸ ጉባኤ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ወላይታ ብ2 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ወፃኢ ዝህነፅ ፕሮጀክት ግድብ መስኖ ወይቦ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jun 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ እርስቱ ይርዳውን ሚኒስትር ማይ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለን ኣብ ዞባ ወላይታ ብ2 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ወፃኢ ዝህነፅ ፕሮጀክት ግድብ መስኖ ወይቦ ኣጀሚሮም። እቲ ፕሮጀክት ኣብ 13 ጣቢያታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ሶማሌ ብልዕሊ 11 ሚሊየን ብር ዝተሃንፀ ባንኪ ደም ተመሪቑ Gebremariam Weldegerima Jun 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ኢብራሂም ኡስማን ኣብቲ ክልል ብልዕሊ 11 ሚሊየን ብር ዝተሃንፀ ባንኪ ደም መሪቖም። ኣብቲ ክልል ሓደ ባንኪ ደም ጥራሕ ዝነበረ እንትኸወነ፥ ድሕሪ ለውጢ ሰለስተ በምውሳኽ ናብ ኣርባዕተ ከብ ከምዝበለ ምክትል…
ዝንቕ ፋና ኣብ ሆስፒታል ን10 ኣዋርሕ ውኒኣ ስሒታ ዝፀንሐት ጓል ኣነስተይቲ ከምዝነቐሐት ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሆስፒታል ን10 ኣዋርሕ ውኒኣ ስሒታ ዝፀንሐት ጣልያናዊት ጓል ኣነስተይቲ ከምዝነቐሐት ተገሊፁ። እታ ክርስቲና ሮሲ ዝተባህለት ጓል 37 ዓመት ጣሊያናዊት፥ ናይ ሸውዓተ ወርሒ ነብሰፁር እናሃለወት ብዘጋጠማ ሕማም ልቢ እያ ኣብ ዝሓለፈ 10 ኣዋርሕ…