ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መናእሰይ ከተማ ደሴ ሸሊኾም ዝኣተዉ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ኣውዒሎም ንፖሊስ ኣረኪቦም Gebremariam Weldegerima Oct 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)መናእሰይ ከተማ ደሴ ልዕሊ 10 ሬድዮ ዝሓዙን መሳርሒ ዝተዓጠቑን ሸሊኾም ዝኣተዉ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ኣውዒሎም ንፖሊስ ኣረኪቦም። መናእሰይ እታ ከተማ ተወዲቦም ሰላም ከባቢኦም ንምሕላው እናገበሩዎ ኣብ ዝርከቡ ፃዕሪ፥ ኣብ ኬላ ጢጣ ኣብ ትሕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣሜሪካዊ ምሁር ውድብ ሕቡራት መንግስታትን ኣሜሪካን ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝፍፅመኦ ሽርሒ ኣቃሊዑ Gebremariam Weldegerima Oct 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ውድብ ሕቡራት መንግስታትን ኣሜሪካን ኣብ ውሽጣዊ ጉዳያ ንምእታው ዝገብረኦ ኢድ ኣእታውነትን ሻራን ብመረዳእታ ምምካትን ምቅላዕን ከምዝግባኣ ኣሜሪካዊ ተንታኒ ፖለቲካን ጋዜጠኛን ኣንድሪው ኮርይብኮ ገሊፁ። እቲ ተንታኒ “ውድብ ሕቡራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 119 ኪሎ ግራም መዐወኒ ሓሽሽ ተታሒዙ Gebremariam Weldegerima Oct 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ጉጂ ወረዳ ኣዶላ ሬዴ ብሞተር ሳይክል እናተጓዘ ዝነበረ 119 ኪሎ ግራም ዝምዘን መዐወኒ ሓሽሽ ከምዝተትሓዘ ፖሊስ ኣፍሊጡ። ኣዛዚ ፖሊስ እታ ወረዳ ኢንስፔክተር ኣብዱልከሪም ሑሴን ከምዝገለፁዎ፥ እቲ መዓወኒ ሓሽሽ ምሸት ናብ ከተማ ነገሌ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ በቢዓመቱ ብኤች አይ ቪ ካብ መንጎ ዝተትሓዙ ሰባት 67 ሚኢታዊ መናእሰይ ከምዝኾኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Oct 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ በቢዓመቱ ብኤች አይ ቪ ካብ መንጎ ዝተትሓዙ 11 ሺሕን 711 ሰባት እቶም 67 ሚኢታዊ መናእሰይ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ዋና ዳይሬክተር ቤት ፅሕፈት መከላኸሊን መቆፃፀሪን ኤች ኤይ ቪ ኤድስ ፌደራል ዳይሬክተር ዶክተር ጽጌሬዳ ክፍሌ፥ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራሕተኛታት ፕሮጀክት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኮይሻ ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 1 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Oct 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታት ፕሮጀክት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኮይሻ ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 1 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሮም። ኣብ ክልል ደቡብ ሩባ ኦሞ እናተሃነፀ ዝርከብ ካብ ግድብ ህዳሰ ቀፂሉ 2ይ ግዙፍ ፕሮጀክት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኮይሻ ዝርከቡ ሰራሕተኛታት ኢዮም 1…
Uncategorized ብቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ከተማ ሮጲ ዝተሃነፀ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኢፋ ሮጲ ተመሪቑ Gebremariam Weldegerima Oct 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ከተማ ሮጲ ዝተሃነፀ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኢፋ ሮጲ ኣመሪቑ። እቲ ቤት ጽሕፈት ኣብ 2013 ዓ.ም ካልኣይ ዙር ህንፀት ካብ ሞንጎ ዝተጀመሩ ኣቢያተ ትምህርቲ ፈላማይ ዝኾነ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምዕራብ ኣርሲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዩንቨርስቲታት ትግራይን ወልዲያን ዝመሃሩ ዝነበሩ ተምሃሮ ኣብ ካልኦት ዩንቨርስቲታት ንክመሃሩ ተወሲኑ Gebremariam Weldegerima Oct 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽኒያት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝተፈጠረ ፀገም ኣብ ዩንቨርስቲታት ትግራይን ወልዲያን ዝመሃሩ ዝነበሩ ተምሃሮ ኣብ ካልኦት ዩንቨርስቲታት ንክመሃሩ ከምዝተወሰነ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። እቶም ተምሃሮ ብጊዚያውነት ናብ ካልኦት ዩንቨርስቲታት ንምምዳብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዘብፅሖ መጥቃዕቲ ንምሽፋን ኣውያቱ ቀፂሉ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ Gebremariam Weldegerima Oct 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዘብፅሖ መጥቃዕቲ ንምሽፋን ኣውያቱ ቀፂሉ ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ 28 ሰነ 2020 ዓ.ም.ፈ መንግስቲ ኢትዮጵያ ነቲ ጉጅለ ራዕዲ ዕድል ንምሃብ በይናዊ ደው ምባል ተኹሲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውድብ ኦብነግ ንኣይተ ሙስጠፌ መልእኽቲ እንኳ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፉ Gebremariam Weldegerima Oct 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግምባር ብሄራዊ ናፅነት ኦጋዴን (ኦብነግ) ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኮይኖም ብምምራፆም መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፉ። እቲ ውድብ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ ምስ መንግስቲ እቲ ክልል ሓቢሩ ንምስራሕ ዘለዎ ቆራፅነት…
ቢዝነስ ፍርያታት ሕርሻ ብማሕበራት ሕብረት ስራሕ ሸመትቲ ኣቢሉ ናብ ሕብረተሰብ ምቕራብ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Oct 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሽጉርቲን ካልኦት ፍርያታት ሕርሻን ፍርያታት ሕርሻ ብማሕበራት ሕብረት ስራሕ ሸመትቲ ኣቢሉ ናብ ሕብረተሰብ ንምቕራብ ምንቅስቓስ ተጀሚሩ። ልዕሊ 2 ሚኢቲን92 ኩንታል ቀይሕ ሽጉርቲ ካብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምዕራብ ኣርሲ ናብ ከተማ…