ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፈፀምቲ ስራሕ መገናኛ ብዙኃን ብትህነግ ጉድኣት ዝበፅሖ ዞባ ደቡብ ጎንደር ጎብኒዮም Gebremariam Weldegerima Sep 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ኣፈፀምቲ ስራሕ መገናኛ ብዙኃን ብትህነግ ጉድኣት ዝበፅሖ ዞባ ደቡብ ጎንደር ጎብኒዮም። ግብረ ራዕዲ ህወሓት ሸሊኹ ኣብ ዝኣተወሎም ከባቢታት ብዘብፀሖ መጥቃዕቲ ዝዓነዉ መሰረተ ልምዓታት፣ ሃብቲታት ግለ ሰብን ዝተጎድኡ ክፋላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣትሌት ሻለቃ ሃይሌ ገ/ስላሴ ኣብ ኣምሓራ ክልል ንዝተፈናቀሉ ዜጋታት ድጋፍ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Sep 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ሻለቃ ሃይሌ ገ/ስላሴ ኣብ ኣምሓራ ክልል ብዝተፈፀመ ወረራ ካብ መረበቶም ንዝተፈናቀሉ ዜጋታት 2 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ዝግመት ናውቲታት ምግቢ ድጋፍ ገይሩ። ኣብ ኮምቦልቻ ከተማ ብምርካብ ብስም “ሃይሌን ዓለምን ኢንተርናሽናል ሃላፊነቱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እንግሊዝ ንኢትዮጵያ ክሳብ ሐዚ ልዕሊ 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዶዝ ክታበት ኮቪድ 19 ድጋፍ ገይራ Gebremariam Weldegerima Sep 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እንግሊዝ ንኢትዮጵያ ክሳብ ሐዚ ልዕሊ 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዶዝ አስትራዜኒካ ክታበት ኮቪድ 19 ድጋፍ ከምዝገበረት ገሊፃ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጥዕና ዶክተር ደረጄ ዱጉማ÷ ምስ ተወካሊ ኣምባሳደር እንግሊዝ ኣብ ኢትዮጵያ አሌክስ ካሜሮንን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ነብስና ክሳብ ዘላ ንባዕልትናን ሃገርናን ኣይነንክአን” ናይ ኣምቦ ኣሓት Gebremariam Weldegerima Sep 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሓት ብርቆ ተሾመን ጫልቱ ተሾመን ትውልዲ ከባቢአን ኣብ ኣምቦ ኢዩ። እተን ኣሓት ቡልቡላ ወታደራዊ መሰልጠኒ ትምህርት ቤት ብመሰረታዊ ውትድርና ካብ መንጎ ዘመረቖም ምልምል ወታደራት ኢየን።ናቸው። ኢትዮጵያ እንትትፅውዕ ንሕና ደቂ ኣንስቲዮ ኢና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብወራሪ ጉጅለ ንዝተፈናቐሉ ዜጋታት ሰብኣዊ ድጋፍ ይግበር ኣሎ- ኮሚሽነር ምትኩ ካሳ Gebremariam Weldegerima Sep 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብወራሪ ጉጅለ ህወሓት ካብ ሰሜን ወሎን ዓፋርን ንዝተፈናቐሉ ዜጋታት ሰብኣዊ ድጋፍ ይግበር ከምዘሎ ኮሚሽነር ብሄራዊ ኮሚሽን ሓደጋን ድልውነትን ኣመራርሓ ስራሕን ምትኩ ካሳ ገሊፆም። ኮሚሽነር ምትኩ ካሳ ምስ ፋና ብድሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Sep 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 መስከረም፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሰላም ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ጊታ ፓሲን ዳይሬክተር ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ ሚሽን ኢትዮጵያ ሾን ጆንስን ምጥንኻርን ምስፋሕን ሰብኣዊ ድጋፍ ብዝምልከት ተዛቲየን። ዕላማ እቲ ዘተ ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ቡልቡላ ወታደራዊ መሰልጠኒ ምረቓ ምልምል ወታደራት ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቡልቡላ ወታደራዊ መሰልጠኒ ምረቓ ምልምል ወታደራት ይካየድ ኣሎ። እቶም ምልምል ወታደራት ሃገራዊ ፃውዒት ተቐቢሎም ካብ ዝተፈላለዩ ክፍሊታት ብድልየቶም ተመዝጊቦም ዝመፁ ከመዝኾኑ ኣዛዚ እቲ መሰልጠኒ ኮሎኔል ሰቦቃ በቀለ ገሊፀን። ብቕዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣምሓራ ክልል መናእሰይ ናብ መከላከያ ሰራዊት ንምሕዋስ ይምዝገቡ ከምዘለዉ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣምሓራ ክልል መናእሰይ ናብ መከላከያ ሰራዊትንምሕዋስ ይምዝገቡ ኣለዉ ተባሂሉ። ብመሰረት እዚ ካብ ምብራቕ ጎጃም ዞባ ዝተፈላለዩ ወረዳታትን ከተማ ምምሕዳርን ዝመፁ መናእሰይ ደብረማርቆስ ከተማ ከምዝአተዉ ተሐቢሩ፡፡ ኢትዮጵያ ንምፍራስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣካል ምንቅስቓስ ጀነሬተር ህዳሰ ግድብ ናይ ምቕማጥ ስራሕ ብዓወት ተፈፂሙ Gebremariam Weldegerima Sep 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣካል ምንቅስቓስ ጀነሬተር ህዳሰ ግድብ ናይ ምቕማጥ ስራሕ ብዓወት ተፈፂሙ። <span;>ኣብ ቀረባ እዋን ሓይሊ ከምዘፈልፍል ትፅቢት ዝግበረሉ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣብ መንጎ ክልተ ዩኒት አብ ዩኒት 10 ናይ ተርባይን ጀነሬተር ተሽከርካሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰለስቲኣዊ ድርድር ግድብ ህዳሰ ንክቕፅል ኢትዮጵያ ዘርኣቶ ቁርፀኝነት ንንእድ-ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ Gebremariam Weldegerima Sep 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ክርስቶፌ ሉቱንዱላ ኣብ ክልቲኣዊ ግዳያት ብምድሃብ ተዛቲዮም። እቲ…