ዞባ ደቡብ ወሎ ኣብ ወረዳታት ወረባቦን ተሁለደሬን ብወራር ህወሓት ጉድኣት ንዝበፅሖም ዜጋታት ሓገዝ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ቤት ፅሕፈት መተሓባበሪ ውሕስና ምግቢ ዞባ ደቡብ ወሎ ኣብ ወረዳታት ወረባቦን ተሁለደሬን ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ጉድኣት ንዝበፅሖም ዜጋታት ሓገዝ ገይሩ።
እቲ ቤት ፅሕፈት፥ 1 ሺሕ ኩንታል ሕሩጭ፣ 2 ሺሕ ሊትሮ ዘይቲ፣ 4 ኩንታል ንህፃናት ዝኸውን…