ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ህልውና ወፍሪ ምድጋፍ ሃገር ንከይትፈርስ ምግባር ኢዩ-መንግስቲ ክልል ሃረሪ Gebremariam Weldegerima Sep 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መከላከያ ሰራዊት ሓዊሱ ኣብ ወፍሪ ምርግጋፅ ሀልውና ተሰሊፎም መስዋእትነት ዝኸፍሉ ዘለዉ ሓይሊታት ፀፅታ ምድጋፍ ሃገር ንከይትፈርስ ምግባር ኢዩ ክበል መነግስቲ ክልል ሃረሪ ገሊፁ። ግብረ ራዕዲታት ህወሓትን ሸኔን ሃገርና ንምፍራስን ህዝቢ ንምውራድን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዜጋታት ደም ንምልጋስ ዘርኣዮ ፍቓደኝነትን ደም ናይ ምልጋስ ታሪክ ዝለወጠ ኢዩ-ብሄራዊ ባንኪ ደም Gebremariam Weldegerima Sep 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዜጋታት ደም ንምልጋስ ዘርኣዮ ፍቓደኝነትን ደም ናይ ምልጋስ ታሪክ ዝለወጠ ኢዩ ክብል ብሄራዊ ኣገልግሎት ባንኪ ደም ገሊፁ። ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበሩ ዋና ዳይሬክተር ብሄራዊ ኣገልግሎት ባንኪ ደም ኣይተ ያረጋል ባንቴ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካን ኣብ ኣፍሪካ ዝህልዉ ሰላምን ዕብየትን ኣሜሪካ ንኢትዮጵያ ሽርክንኣ ክተርእይ ከምዘለዋ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)እስትራቴጂካዊ ከባቢ ኣብ ዝኾነ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካን ኣብ ኣፍሪካ ዝህልዉ ሰላምን ዕብየትን ኣሜሪካ ንኢትዮጵያ ሽርክንኣ ክተርእይ ከምዘለዋ ተገሊፁ። ናይ ኢትዩጵያ ሃይማኖት ትካላት ጉባኤ ናይ ኣሜሪካ ቅርንጫፍ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ዘድሃበ ንሚኒስቴር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ለበዳ ኮቪድ ንምቁፅፃር ኣብ ዝተገበረ ፃዕሪ ዓውዲ ሚዲያ ዓብዪ ተጋድሎ ገይሩ ኢዩ-ሚኒስቴር ጥዕና Gebremariam Weldegerima Sep 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ለበዳ ኮቪድ ንምቁፅፃር ኣብ ዝተገበረ ፃዕሪ ዓውዲ ሚዲያ ዓብዪ ተጋድሎ ገይሩ ኢዩ ክብል ሚኒስቴር ጥዕና ገሊፁ። ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ፥ እቶም ሚዲያታት ነቲ ቫይረስ ንምክልኻል ዝሕግዙ መረዳእታታት ብምሃብን ናይ ተግባር ስራሕ ብምስራሕን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብያተ ዕዮ መንግስቲ ዓፋር ንተፈናቐልቲ ድጋፍ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Sep 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብያተ ዕዮ መንግስቲ ክልል ዓፋር ህወሓት ብዝኸፈቶ መጥቃዕቲ ንዝተፈናቐሉ 530 ሺሕ ብር ግምት ዘለዎ ሰብኣዊ ድጋፍ ገይሮም። ሓላፊት ማሕበራዊ ጉዳይ እቲ ክልል ወይዘሮ ዘሃራ ኡመድ፥ ማሕበረሰብ ድጋፍ እናገበረ እኳ እንተኾነ መንግስታዊ ዘይኮኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ን1 ሺሕ ተፈናቐልቲ መራሕቲ ስድራ ድጋፍ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Aug 31, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ብሰንኪ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ነዝተመዛበሉ ኣብ ግዚያዊ መፅለሊ ደባርቕ ንዝርከቡ 1 ሺሕ መራሕቲ ስድራ ድጋፍ ገይሩ። ኣብቲ ማሕበር ኣተሓባባሪ ቅርንጫፍ ጎንደር ኣይተ ኣታለል ታረቀኝ ንግዜኢ ከመዝበልዎ፥ ነቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዓፋር ንዝተፈናቐሉ ዜጋታት ድጋፍ ይገብር ምህላዉ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Aug 31, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓፋር ንዝተፈናቐሉ ዜጋታት ህፁፅ ሓገዝ ምግቢ ይገብር ምህላዉ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣፍሊጡ። ኣብቲ ክልል ለዕሊ 112 ሺሕ ተፈናቐልቲ ከምዘለዉ ዝገለፀ እቲ ትካል፥ ን30 ሺሕ ዜጋታት ድጋፍ ምግቢ ይገብር ከምዘሎ ገሊፁ። ኣብ ሓሙሽተ…
ቢዝነስ ኣብ ዱባይ ኤክስፖ 2020 ኢትዮጵያ ብዝማዕበሉ ቅርስታትን ካልኦትን ዕድላት ብምትኳር ከምእትሰርሕ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 31, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዱባይ ኤክስፖ 2020 ኢትዮጵያ ብዝማዕበሉ ቅርስታትን ካልኦትን ዕድላት ብምትኳር ከምእትሰርሕ ተገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣረጋ ምስ ኤሜሬትስ ኒውስ ኤጀንሲ ኣብ ዝገበርዎ ፃንሒት፥ ኣብ ዱባይ…
ቢዝነስ ባንኪታት ካብ ዝእክበኦ ዝተፃረየ ዕቋር ኣብ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ንኸቐምጣ ዝግደዳሉ መጠን መጠባበቒ ካብ 5 ሚኢታዊ ናብ 10 ሚኢታዊ ክብ ክብል ተወሲኑ Gebremariam Weldegerima Aug 31, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 1 መስከረም 2021 ጀሚሩ ባንኪታት ካብ ዝእክበኦ ዝተፃረየ ዕቋር ኣብ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ንኸቐምጣ ዝግደዳሉ መጠን መጠባበቒ ካብ 5 ሚኢታዊ ናብ 10 ሚኢታዊ ክብ ክብል ከምዝተወሰነ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 24 መስከረም መንግስቲ ከምዝጣየኝ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 31, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ፥ መንግስቲ ፌዴሪኢ ሓምሻይ ዓመት ዘመን ስራሕ ዛዚሙ ሻድሻይ ዓመት ንምጅማር ምድላው ምዝዛሙ ገሊፆም። እቲ ቤት ምኽሪ 24 መስከረም 2013 ዓ.ም መነግስቲ ከምዘጣይሽ ተዛሪቦም። እቲ ቤት ምኽሪ…