Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ኢትዮጵያ ተምሳሌት ናፅነት ኣፍሪካ ኢያ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኡጋንዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኣለምፀሃይ መሰረት ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኡጋንዳ ጄጄ ኦዶንጎ ኣብ ክልተኣዊ፣ ከባቢያዊን እዋናዊን ጉዳያት ኣድሂበን ተዛቲየን። ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ኩለመዳይ ርክባት ንምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት እውን ተመያይጠን።…

ፕሬዝዳንት ሳህለወርቅ ሓዊሱ ኣርባዕተ ኢትዮጵያውያን ኣብ ዝርዝር ፅዕንቶ ፈጠርቲ 100 ኣፍሪካውያን ደቂ ኣንስትዮ ተኻቲተን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዝዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ሓዊሱ ኣርባዕተ ኢትዮጵያውያን ኣብ ዝርዝር ፅዕንቶ ፈጠርቲ 100 ኣፍሪካውያን ደቂ ኣንስትዮ ተኻቲተን። ኣብቲ ዝርዝር ፕሬዝዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ሓዊሱ ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮ፣ ህፃናትን መናእሰይን ፊልሰን ኣብዱላሂ፣…

ንኣፍሪካ ግዚኡ ሕዚ ኢዩ፣ ሓቢርና ካብ ጉድጓድ ድኽነት ብቕልጡፍ ክንወፅእ ንኽእል ኢና – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኣፍሪካ ግዚኡ ሕዚ ኢዩ፣ ሓቢርና ካብ ጉድጓድ ድኽነት፣ ካብ ዘይምትእምማንን ክብሪን ካብ ለመናን ብቕልጡፍ ክንወፅእ ንኽእል ኢና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒትር ኣብ ትተር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ኣብ…

ኣብ በርሃሌ መንገዲ ኣስፋልት ብሞርታር ንምቑራፅ ዝተገበረ ፈተነ ብጀጋኑ ዓፋር ፈሺሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንዳሎል ንምቁፅፃር መንገዲ ኣስፋልት ብከቢድ መሳርሒ ወቒዑ ንምቑራፅ ዝገበሮ ፈተነ ፈሺሉ። እቲ ጉጅለ መዓድናት ናብ ዝርከቡሉ ዳሉል ንምግስጋስ በርሃሌ ንምቁፅፃር መንገዲ ኣስፓልት ብከቢድ መሳርሒ ወቒዑ ንምቑራፅ ዝገበሮ ፈተነ…

ፍሉያት ሓይሊን ኣባላት ፖሊስን ክልል ሶማሌ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ደም ለጊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ ) ፍሉያት ሓይሊን ኣባላት ፖሊስን ክልል ሶማሌ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ደም ለጊሶም። ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ እቲ ክልል ሙሐመድ አሊ÷ ናይ ሃገር ሓድነት ንምርግጋፅ ኣብ ግንባር ንዝተሰለፉ ሓይሊታት ፀፅታ ዝግበር ኩለ መዳያዊ ድጋፍ ተጠናኺሩ…

ሓዱሽ ፍኖተ ካርታ ትምህርቲ ሓፈሻዊ ክፍተታት ዓውዲ ትምህርቲ ተሓሳቢ ዝገበረ ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣  26 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ፍኖተ ካርታ ትምህርቲ ሓፈሻዊ ክፍተታት ዓውዲ ትምህርቲ ተሓሳቢ ዝገበረ ኢዩ ከበል ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ትምህረቲ ዶክተር ኢንጂነር ጌታሁን መኩሪያ፥ ነቲ ከፍተታት ዝመልእን ኣብ መፅናዕቲ ዝተደረኸን ከምዝኾነ ሓቢሮም።…

ኣብ ሶማሌ፣ ሃረሪን ደቡብ ክልላትን ንዝካየድ ምርጫ ምዝገባ መረፅቲ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣  26 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሶማሌ፣ ሃረሪን ደቡብ ክልላትን 20 መስከረም 2014 ዓ.ም ንዝካየድ ምርጫ ምዝገባ መረፅቲ ተጀሚሩ። ኣብ ከይዲ እቲ ምዝገባ ብዝተርኣዩ ጉድለታት፣ ብዝቐረቡ ኣቤቱታታትን ፀገማት ፀፅታን ምኽኒያት 14 ሰነ 2013 ዓ.ም ምርጫ ዘይተኻየደሎም…

ሳፋሪኮም ኢትዮጵያ ብመሰረት እቲ ስምምዕነት ስርሑ ንምጅማር ድልዊ ከምዝኾነ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣  26 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሳፋሪኮም ኢትዮጵያ ብመሰረት ምስ መንግስቲ ዝገበሮ ስምምዕነት ስርሑ ንምጅማር ድልዊ ከምዝኾነ ገሊፁ። ሳፋሪኮም ኢትዮጵያ ሓላፊነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማህበር ክሳብ ሐዚ ብዝፈፀሞ ተግባራትን ቀፀልቲ ኣንፈታትን በዝምልከት ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር…

ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ዝካየድ ዘሎ ሰብኣዊ ድጋፍ ብዝምልከት ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣  26 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ዝካየድ ዘሎ ሰብኣዊ ድጋፍ ብዝምልከት መተሓባበሪ ማእኸል ህፁፅ ግዜ ኮሚቴ ሚኒስቴራት ዘተ ኣካይዱ። ኣብቲ ዝተኻየደ ስሩዕ ዘተ፥ ሰብኣዊ ድጋፍ ዘለዎ ብርኪ፣ ኣፈፃፅማ ኣብያተ ዕዮ፣ ፍሉይ ትኹረት ንዘድሊዮም ከባቢታት…

ሰራሕተኛታት ኮሜርሻል ኖሚኒስ ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ድጋፍ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታት ኮሜርሻል ኖሚኒስ ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ድጋፍ ገይሮም። ዳይሬክተር ጄነራል እቲ ትካል ኮማንደር ጥላሁን ፀጋዬ ከምዝበልዎ፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓትን ሸኔን ናብ መ፪ቃብሮም ክሳብ ዝኣትዉ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር…