Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

452 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)452 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጀነራል ጉዳያት ቆንስላ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተረኺቦም ነቶም ተመለስቲ ኣቀባበል ከምዝገበሩሎም ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል እቲ…

ህወሓት ብዝፈፆሞ መጥቃዕቲ ኣብ ክልል ዓፋርን ኣምሓራን ልዕሊ 500 ሺሕ ዜጋታት ተፈናቒሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ናይ ሰላም ሚኒስትርን ናይ ብሄራዊ ህፁፅ ግዜ ምላሽ መተሓባበሪ ኮሚቴ ኣካቢት ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል፥ ህወሓት ብዝፈፆሞ መጥቃዕቲ ኣብ ክልል ዓፋርን ኣምሓራን ልዕሊ 500 ሺሕ ዜጋታት ተፈናቒሎም ክብላ ገሊፀን። ኣብ ሰሜናዊ ክፋል እዛ ሃገር ኣብ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ሰብአዊ ድጋፍ ዝገብሩ ዘለዉ ዓለም ለኻዊ ትካላት ናይ ኢትዮጵያን ሉዓላዊነት ብዘኽበረ መልክዑ ንክንቀሳቐሱ ፃውዒት ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣  19 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ሰብአዊ ድጋፍ ዝገብሩ ዘለዉ ዓለም ለኻዊ ትካላት ናይ ኢትዮጵያን ሉዓላዊነት ብዘኽበረ መልክዑ ንክንቀሳቐሱ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ኣይተ ደመቀ፥ መንግስቲ ኣብ ሰሜላዊ ክፋል እዛ…

53 ነጥቢ 9 ሚሊየን ሊትሮ ናይ ምግቢ ዘይቲ ንምክፍፋል ድልዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)53 ነጥቢ 9 ሚሊየን ሊትሮ ዘይቲ በልዒ ንምክፍፋል ድልዊ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ከምዝበሎ፥ ማሕበረሰብ ንግዲ ዝገብሮ ናይ ኢኮኖሚ ሽርሒን ናህሪ ናብራን ንምቕናስ መሰረታዊ ሸቐጣት ሽኮር፣ ዘይቲ፣ ስንዳይን…

ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ልደታ ክፍለ ከተማ ዘህነፆ ናይ ዓቕሚ ዘይብሎም መንበሪ ገዛ ኣረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣  19 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ልደታ ክፍለ ከተማ ዘህነፆ ናይ ዓቕሚ ዘይብሎም መንበሪ ገዛ ሎሚ ኣረኪቡ። እቲ ገዛ ኣብቲ ክፍለ ከተማ ቀበሌ 47 ዝርከብ እንትኸውን፥ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠው ሓዊሱ…

ኣብ ፓሪስ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዘውግዝ ሰልፊ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፈረንሳይ ኣብ ፓሪስ ኢትዮጵያውያንን ኤርትራዊያንን ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዘውግዝ ሰልፊ ኣካይዶም። ኣብቲ ሰልፊ እቲ ጉጅለ ኣብ አማራ፣ ዓፋርን ቤንሻንጉል ጉሙዝን ክልላት ኣብ ልዕሊ ሰላማዊ ዜጋታት ናይ ጅምላ ቅትለት ምብፅሑ ዘውግዙ መልእኽቲታት…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ተኸተልቱን ዝተዓጠቖ መሳሪያን እናደርበየ ይሃድም ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣  19 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ተኸተልቱን ዝተዓጠቖ መሳሪያን እናደርበየ ይሃድም ኣሎ ክብሉ ኣብ ወሎ ግንባር ዝርከቡ ናይ ጦር ኣዘዝቲ ተዛሪቦም። እቲ ጉጅለ ሸሊኹ ኣብ ዝኣተወሎም ከባቢታት እናተወቕዐ ተኸተልቱ እናተደምሰሱ እናተማረኹ ይርከቡ። ኣብ ወሎ…

ፍልጠት ዝመርሖ ናይ ፖለቲካ ኢኮኖሚ ንምህናፅ ናይ ሙሁራን ግደ ምጉልባት ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍልጠት ዝመርሖ ናይ ፖለቲካ ኢኮኖሚ ንምህናፅ ናይ ሙሁራን ግደ ምጉልባት ከምዝግባእ ተገሊፁ። ሚኒስትር  ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርትን ዶክተር ሳሙኤል ኡርቃቶ፥ ኢትዮጵያ ብታሪካ ሉአላዊነት ብምርግጋፅ ናይ ህዝቢ ሓድነት ብምሕላው ናይ ባዕላ፣…

ናይ ፌደራል ትራንስፖርት በዓል ስልጣን ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ንመከላከያ ሰራዊት ደም ለጊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ፌደራል ትራንስፖርት በዓል ስልጣን ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ንመከላከያ ሰራዊት ደም ለጊሶም። ደም ብምልጋሶም ሕጉሳት ከምዝኾኑ ብምግላፅ፥ እዚ ንሕና ንመከላከያ ክንገብሮ ካብ ዝግበአና እቲ ዝነኣሰ ኢዩ ኢሎም። ብተወሳኺ ቅድመ ሐዚ ናይ ሓደ…