ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ 2013 ዓ.ም ንህዳሰ ግድብ 2 ቢሊየን 49 ሚሊየን ብር ድጋፍ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Aug 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2013 ዓ.ም ነህዳሰ ግድብ 2 ቢሊየን 49 ሚሊየን ብር ድጋፍ ተገይሩ። ናይቲ ግድብ ህንፀት ህዝባዊ ተሳትፎ መተሓባበሪ ብሔራዊ ቤት ፅሕፈት ምክር ቤት ከምዝበሎ፥ ኣብዚ በጀት ዓመት ዝተገበረ ደገፍ ክሳብ ሐዚ ካብ ዝተገበሩ እቲ ዝዓበየ ኢዩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ 19 ሚሊየን ብር ንላዕሊ ግምት ዘለዎ ወታደራዊ ዕጥቂ ንመከላከያ ሰራዊት ድጋፍ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Aug 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ መከላከያ ኢንጂነሪንግ ኢንዱስትሪ ኮርፖሬሽን ካብ 19 ሚሊየን ብር ንላዕሊ ግምት ዘለዎ ወታደራዊ ዕጥቂ ንመከላከያ ሰራዊት ድጋፍ ገይሩ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኮርፖሬሽን ሜጀር ጄኔራል ኣሕመድ ሃምዛ፥ እቲ ወታደራዊ ዕጥቂ ንመከላከያ ሕብረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነቲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት እንትሰርሑ ዝነበሩ ናይ ሰራዊት ኣባላት ናይ ጥፍኣተኛታት ውሳነ ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima Aug 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) ናይ ደቡብ እዚ ወታደራዊ ቤት ፍርዲ ናይቲ እዚ ናይ ሰራዊት አባላት ኮይኖም ነቲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት እንትሰርሑ ዝነበሩ ናይ ሰራዊት ኣባላት ናይ ጥፍኣተኛታት ውሳነ ሂቡ። እቶም ኣባላት ሰራዊት ንሕገ-መንግስቲን ንሃገሮምን ዝኣተውዎ ቃል ኪዳን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገራዊ ኣወሃህባ ኣገለግሎት ጥዕና ናይ ልምዲ ልውውጥ መድረኽ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ኣወሃህባ ኣገለግሎት ጥዕና ናይ ልምዲ ልውውጥ መድረኽ ኣብ ከተማ ጀንካ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ሚኒስቴር ጥዕና፣ ናይ ኩሎም ክልላትን ካብ ኩሎም ምምሕዳራት ከተማ ዝተመረፁ ሆስፒታላትን፣ ናይ ደቡብ ኦሞ ዞባ ሰብ ሞያ ጥዕና ተሳቲፎም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ቡታጅራ ከተማ ግብረ ራዕዲ ህወሓትን ሸኔን ዘውግዝ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጉራጌ ዞባ ኣብ ቡታጅራ ከተማ ግብረ ራዕዲ ህወሓትን ሸኔን ዘውግዝን ናይ ሃገር መከላከያ ሰራዊት ዝድገፍን ሰልፊ ይካየድ ኣሎ። ነበትሪ እቲ ዞባ እቶም ጉጅለታት ግብረ ራዕዲ ኣብ ልዕሊ ሰለማዊ ሰባት ዘብፅሕዎ ዘለዉ መጥቃዕቲ ኣውጊዞም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካላት ሃይማኖት ሰላም ኣብ ምስፋን ግደኦም ክዋፅኡ ይግባእ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Aug 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክብ ኩሎም ትካላት ሃይማኖት ዝተውፃእፅኡ ኣቦታት ሃይማኖት ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ይዛተዩ ኣለዉ። ኣብቲ ዘተ ትካላት ሃይማኖት ሰላም ኣብ ምስፋን ግደኦም ክዋፅኡ ይግባእ ተባሂሉ። እቲ ዘተ ብጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኣዲስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ነገሌ ከተማ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ዘውግዝ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ዞባ ጉጂ ነበርቲ ነገሌ ከተማን ከባቢኡን ግብረ ራዕዲ ሸኔ ዘውግዝ ሰልፊ የካይዱ ኣለዉ። እቶም ነበርቲ “ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዘካይዶ ዘሎ ጭፍጨፋ ኣይንዕገስን፤ ቀሬን ቄሮን ናይ ሃገር ዋልታ ኢዮም” ዝብሉን ወዘተን መፈክራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ኣብዱልፈታህ ኣብዱላሂ ኣብ ሶማሊያ ምስ ኣምባሳደር ቱርኪ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Aug 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትየጵያ ኣብ ሶማሊያ ኣብዱልፈታህ ኣብዱላሂ ኣብ ሶማሊያ ምስ ኣምባሳደር ቱርኪ መህመት ይልማዝ ተዛቲዮም። ኣምባሳደር አብዱልፈታህ ብዛዕባ ድርድር ዓብዪ ግድብ ህዳሰን ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ብዝመልከት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህወሓት ኣብ ነፋስ መውጫ ዝርከብ ናይ ንግዲ ባንኪ ቅርንጫፍ ዘርፉ ናይ ሓለዋ ሰራሕተኛታት ቀቲሉ ከምዝኸደ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህወሓት ኣብ ነፋስ መውጫ ዝርከብ ናይ ንግዲ ባንኪ ቅርንጫፍ ዘርፉ ናይ ሓለዋ ሰራሕተኛታት ቀቲሉ ከምዝኸደ ናይቲ ቅርንጫፉ ስራሕ መካየዲ ኣይተ ኣለምነው ስዩም ገሊፆም። ናይቲ ቅርንጫፉ ስራሕ መካየዲ ኣይተ ኣለምነው ስዩም ከምዝበልዎ፥ እቲ ግብረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓዱሽ ወግዒ“ፅናት ለሀገር ህልውና” ብዝብል ርእሲ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ነሓሰ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ወግዒ“ፅናት ለሀገር ህልውና” ብዝብል ርእሲ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ይካየድ ኣሎ። እቲ መድረኽ ምጣነ ሃፍቲ፣ ስነ ልቦና፣ ኪነ ጥበብን ደሕንነትን ኣብ ዝብሉ ትኹረት ብምግባር ከምዝካየድ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር…