Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ኣብ ኢትዮጵያ ለውጢ ንኽመፅእ መንእሰይ ህይወቱ እውን ብምስዋእ ልዑል ግደ ኣበርኪቱ ኢዩ- ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ልኡኽቶ ሊግ ብልፅግናን ሰላምን መናእሰይ ኢትዮጵያ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ብሰላም ንኽዛዘም ንዘበርከቶ ኣስተዋፅኦ መርሃ ግብሪ ምስጋና ተኻይዱ። ኣብ መርሃ ግብሪ ምስጋና ተረኺበን መልእኽቲ ዘመሓላለፋ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች…

ነበርቲ ዞባ ኣላባ ንሳልሳይ ግዘ ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ዞባ ኣላባ ንሳልሳይ ግዘ ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ገንዘብን ዓይነትን ገይሮም። ምምሕዳር ዞባ ኣላባ ካብ ነበርቲን ሰራሕተኛታት መንግስቲን ዘተኣኻኸቦ 4 ሚሊየን ብር፣ 172 ሰንጋታትን 39 ኣባጊዕን ኣጣልን፤ ኣመራርሓታት ሰራዊትን እቲ ዞባን፣…

ግብፃዊ መሓመድ ሳላሕ ምስ ሃገራዊት ጋንትኡ ከይፃወት ብሊቨርፑል ተኸልኪሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌዴሬሽን ኵዕሶ እግሪ ግብፂ ኣጥቃዓይ ክለብ ሊቨልፑል መሓመድ ሳላሕ ግብፂ ኣብ ዝመጽእ ወርሒ ኣብ እትገብሮ ግጥም መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ከይሳተፍ ብጋንታ ሊቨርፑል ከምዝተኸልከለ ገሊፁ። ጋንታ ሊቨርፑል ዘቕረበቶ ምኽንያት ድማ እንግሊዝ ምስ ኮሮናቫይረስ…

መበል ሳልሳይ ለበዳ ኮቪድ 19 ኣብ ኢትዮጵያ ምግጣሙ ዘርእይ ምልክት ምርኣዩ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሳልሳይ ለበዳ ኮቪድ 19 ኣብ ኢትዮጵያ ምግጣሙ ዘርእይ ምልክት ምርኣዩ ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር ልያ ታደሰ  ኣፍሊጠን። ኣብ ኢትዮጵያ ለበዳ ኮቪድ 19 ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ጥራሕ 5 ሺሕን 547 ሰባት ከምዝተለኸፉ ገሊፀን። ኣብ ሓደ መዓልቲ…

ናይ ህወሓትን ኦነግ ሸኔን ጉጅለታት ምንቅስቓስ ንምዕጋት እኹል ምድላው ከምዝገበረ ናይ ኦሮሞ ብሄረሰብ ፍሉይ ዞባ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ህወሓትን ኦነግ ሸኔን ጉጅለታት ምንቅስቓስ ንምዕጋት እኹል ምድላው ከምዝገበረ ናይ ኦሮሞ ብሄረሰብ ፍሉይ ዞባ ኣፍሊጡ። ናይ ፌደራል፣ ክልልን ናይ ኦሮሞ ብሄረሰብ ፍሉይ ዞባን ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ባቲ ግንባር ዝተዋፈረ ሚሊሻ ጎብኒዮም።…

ናይ እዚ ደቡብ ኣባላት ስታፍ ሰራዊት ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣድሂቦም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ክፋል ኢትዮጵያ ልኡኽቶኦም እናተዋፅኡ ዝርከቡ ናይ እዚ ደቡብ ኣባላት ስታፍ ሰራዊት ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣድሂቦም ተዛቲዮም፡፡ እቲ እዚ ኣብ ሰሜን ክፍሊ እታ ሃገር ዘሎ ግብረ ራዕዲ ሓይሊ ንምድምሳስ እናኸፈለ ዝርከብ ናይ ህይወት ዋጋ…

ሸሊኾም ዝኣተዉ ናይ ጉጅለ ራዕዲ ሸሞንተ ኣባላት ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሸሊኾም ዝኣተዉ ናይ ጉጅለ ራዕዲ ሸሞንተ…

ሸሊኾም ዝኣተዉ ናይ ጉጅለ ራዕዲ ሸሞንተ ኣባላት ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም ኣዲስ ኣበባ፣  18 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሸሊኾም ዝኣተዉ ናይ ጉጅለ ራዕዲ ሸሞንተ ኣባላት ኣብ ቁፅፅር ምውዓሎም ናይ ደሴ ከተማ ምምሕዳር ኣፍሊጡ። ከንቲባ እታ ከተማ ኣይተ ኣበበ ገ/መስቀል፥ ህወሓት ኢትዮጲያዊነት…

ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ህወሓት ዘዋፈሮም ግብረ ራዕዳውያን ብመሓዝ ናብ ሕጊ ንምቕራብ ዘኽእል ግብረ ሓይሊ ተጣሳይሹ ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ…

ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ህወሓት ዘዋፈሮም ግብረ ራዕዳውያን ብመሓዝ ናብ ሕጊ ንምቕራብ ዘኽእል ግብረ ሓይሊ ተጣሳይሹ ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህወሓት ዘዋፈሮም ግብረ ራዕዳውያ ብመሓዝ ናብ ሕጊ ንምቕራብን ብዝተዋደዱ ገበናት ዝሰሳተፉን ኣካላት ብምቁፅፃርን ልዕልነት ሕጊ…

ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሒ ኣስታት 1 ሚሊየን ዜጋታት ንምኽታብ ዘኽእል ወፍሪ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሒ ኣስታት 1 ሚሊየን ዜጋታት ንምኽታብ ዘኽእል ወፍሪ ከምዝተጀመረ ሓላፊ ቢሮ ጥዕና ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ዶክተር ዮሐንስ ጫላ ኣፍሊጦም። ብልዑል ኩነታት ዝላባዕ ዘሎ ኮቪድ 19 ብርብርብ ምዕጋት እንተዘይተኻኢሉ ዋጋ ከኽፍል…

ኣብ ትግራይ ዘሎ ፀገም ውሽጣዊ ጉዳይ ኢትዮጵያ ኢዩ – ምክትል ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዘሎ ፀገም ውሽጣዊ ጉዳይ ኢትዮጵያ ስለዝኾነ መንግስቶም ኢዱ ናይ ምእታው ዛዕባ ከምዘይድግፍ ምክትል ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ገሊፆም። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ሱዳን ነቢል ማህዲ ምስ ምክትል ፕሬዚዳንትን መተሓባበሪ ዘፈር…