ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ድሬዳዋ 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ናውቲ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Aug 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዩኒቨርሲቲ ድሬዳዋ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ወሎ ተዓቑቦም ንዝርከቡ ተመዛበልቲ 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ናውቲ ገይሩ። ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝኸፈቶ መጥቃዕቲ ስዒቡ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ወሎ ተዓቒቦም ንዝርከቡ ተመዛበልቲ ሓገዝ ንኽግበር እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተፃወትቲ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ዝገብሩዎ ምድላው ይቕፅል ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣሰልጣኒ ውበቱ ኣባተ ትምራሕ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ምድላዋታ ትቕፅል ኣላ። እታ ሃገራዊት ጋንታ፥ ትማሊ ኣብ ኣዳማ ስታዲየም ኣበበ ቢቂላ ከምኡ እውን ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ኣብ ሜዳ ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ልምምድ ምስራሓ ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሸኔ ዝቃወም ሰልፊ ኣብ ገላን፣ ሆለታን ወሊሶን ከተማታት ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣሸባሪ ሸኔ ዝቃወም ሰልፊ ኣብ ገላን፣ ሆለታን ወሊሶን ከተማታት ይካየድ ኣሎ። እቶም ነበርቲ ኣሸባሪ ህወሓትን ሸኔን እዛ ሃገር ንምፍራስ ዝፈጠርዎ ጥምረት ኣውጊዞም። ሸኔ ናይ ኦሮሞ ስም ሽፋን ብምግባር ምስ ህወሓት ምስላፉ ሓዱኝ እኳ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ናይ ትግራይ ተወለድቲ ንመከላከያ ሰራዊት ደም ለጊሶም Gebremariam Weldegerima Aug 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ናይ ትግራይ ተወለድቲ ንመከላከያ ሰራዊት ደም ለጊሶም። “ንሕና ተጋሩ ንኢትዮጵያ ኩሉ ጊዘ ደጀን ኢና” ዝበሉ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖኖሎጂን ዶ/ር ኣብረሃም በላይ፥ እቲ ጉጅለ ራዕዲ ንህዝቢ ትግራይ ኣይውክልን ኢሎም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንሸኔ ዝቃወም ሰልፊ ኣብ ከተማ ኣሰላ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሸኔ ዝቃወምን ንሰራዊት ምክልኻል ዝድግፍን ሰልፊ ኣብ ከተማ ኣሰላ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብ ዝተፈላለያ ወረዳታት ዞባ ኣርሲ ከምኡ እው ካብ ከተማ ኣሰላን ከባቢኣን ዝተውፃእፅኡ ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ተሳቲፎም፡፡ እቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሸኔን ህወሓትን ዝቃወም ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ኣምቦ ከተማ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ግብረ ራዕዲ ሸኔን ህወሓትን ዝቃወም ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ኣምቦ ከተማ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ሰልፊ ካብ ዝተፈላለዩ ናይ ምዕራብ ሸዋ ዞባ 22 ወረዳታትን ኣምቦ ከተማ ምምሕዳርን ነበርቲ ይሳተፉ ኣለዉ። እቶም ተሳተፍቲ ናይ ክልቲኦም ግብረ ራዕዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ዱከም ትንኮያ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ብምቅዋም ሰልፊ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Aug 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ከተማ ዱከም ትንኮያ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ብምቅዋም ሰልፊ ተኻይዱ። ትንኮያ ሸኔ ንምምካት ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ደው ብምባል ከምዝቃለሱ ኣብታ ከተማ ዝተኻየደ ሰልፊ ዝተረኸቡ ነበርቲ ገሊፆም፡፡ ኣብቲ ሰልፊ ካብ ከተማ ዱከምን ከባቢኣን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ሲዳማ ዝርከቡ ነበርቲ ዘሳተፈ ዓቢዪ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሲዳማ ዝርከቡ ነበርቲ ዘሳተፈ ዓቢዪ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይሳለጥ ኣሎ። ነበርቲ እቲ ክልል፥ ንሰራዊት ምክልኻል ዝድግፍን ጉጅለ ህወሓት ዝቃወምን ከምኡ እውን ዝተፈለለዩ ጭርሖታት ብመሓዝ ኣብ እስታዲየም ሃዋሳ ተረኸቦም ሰላማዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ንዝተፈናቐሉ ልዕሊ 376 ሺሕ ዜጋታት ድጋፍ ይግበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ነሃሴ 13፣ 2013 (ኤፍ ቢ)ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ንዝተፈናቐሉ ልዕሊ 376 ሺሕ ዜጋታት ድጋፍ ይግበር ኣሎ ክብል ናይ ብሄራዊ ሓደጋ ስግኣት ኣመራርሓ ስራሕ ኮሚሽን ኣፍሊጡ። ምስ ፋና ብሮድካስቲነግ ኮርፖሬታ ፃንሒት ዝገበሩ ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ኣይተ ምትኩ ካሳ÷ እቶም ኣብ…
ስፓርት ኢትዮጵያ ብ5 ሺሕ ሜትሮ ውድድር ደቂ ተባዕቲዮ ሜዳሊያ ብሩር ረኺባ Gebremariam Weldegerima Aug 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ኬንያ ናይሮቢ ይካየድ ኣብ ዘሎ መበል 18 ትሕቲ 20 ዓመት ናይ ዓለም ናይ ኣትሌቲክስ ሻምፒዮና ኢትዮጵያ ብ5 ሺሕ ሜትሮ ውድድር ደቂ ተባዕቲዮ ሜዳሊያ ብሩር ረኺባ። እቲ ሜዳሊያ ብኣትሌት ታደሰ ወርቁዝተረኸበ እንትኸውን፥ ብኻሊእ ኢትዮጵያዊ…