ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ ምስ ኣማኻሪ ጉዳያት ኢኮኖሚን ንግድን ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትራንስፖርት ፌዴሪኢ ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ ምስ ኣማኻሪ ጉዳያት ኢኮኖሚን ንግድን ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ሚኒስትር ያንግ ይሃንግ ተዛቲየን።
እተ ዘተ ኣብ ዓውዲ ትራንስፖርትን ተመሳሰልቲ ዛዕባታትን ዘተኮረ ከምዝነበረ ካብቲ ሚኒስቴር…