Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ትኽለኛ ሓበሬታ ንህዝቢ ከብፅሑ ከምግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)"ሚዲያ ንህንፀት ሃገረ መንግስቲ ዘለዎ ግደ" ብዝብል መሪሕ ቃል ካብ ዝተፈላለዩ መራኸብቲ ሓፋሽ ዝተውፃእፅኡ ሰብ ሞያታት ልዝብ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ዘተ ብኣሰናዳእነት ቤት ፅሕፈት ኮሙዩኒኬሽን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኢዩ እናተኻየደ ዝርከብ፡፡…

ኣብ መዝገብ ክሲ እኒ ዶክተር ደብረፂዮን ገብረሚካኤል ናብ ቤት ፍርዲ ዝቐረቡ 21 ተኸሰስቲ ዝሓተቱዎ ሕቶ ዋሕስ ውድቂ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌደራሉ 1ይ መጋባእያ ጉዳያት ፀረ ሽብርን ህገ መንግስቲን ኣብ መዝገብ ክሲ እኒ ዶክተር ደብረፂዮን ገብረሚካኤል ናብ ቤት ፍርዲ ዝቐረቡ 21 ተኸሰስቲ ዝሓተቱዎ ሕቶ ዋሕስ ውድቂ ገይሩ። እቲ መጋባእያ ኣብ መዝገብ እኒ ዶክተር…

ሕቡራት ዒሚረታት ዓረብ ንክልል ትግራይ ተመዛበልቲ ሓገዝ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕቡራት ዒሚረታት ዓረብ ንክልል ትግራይ ተመዛበልቲ ሓገዝ ምግቢ ከምዝገበረት ተገሊፁ። እታ ሃገር ምስ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ብምትሕብባር ኢያ 200 ቶን ኣድለይቲ ዝኾኑ ቀረብ ምግቢ ዝፀዓና ኣውሮፕላናት ልኢኻ ዘላ። ኣብቲ ክልል ብዝነበረ ወፍሪ…

ኣብ ሁርሶ መበል 3ይ ዙር ሰልጠንቲ ስልጠነኦም ብግቡእ እናተኸታተሉ ይርከቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)‹‹ሃገርን ንምድሓን ክዘምት ኢየ ኣበይ መዓዝ ብዝኾነ ይኹን›› ብዝብል መሪሕ ቃል ፀረ ሰላም ሓይሊታት ንምቅላስ ቆሪፆም ዝተለዓሉ መናእሰይ ኣብታ ሃገር ኣብ ዝርከቡ ማእኸላት ቤት ትምህርቲ መሰልጠኒ ውትድርና ብምእታው ስልጠና እናተኸታተሉ ይርከቡ።…

ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ ጉጅለ ህወሓት ብዝተወሰደ ስጉምቲ ጀብዲ ተፈፂሙ – መንግስቲ ክልል ኣምሓራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ዝወረሮም ከባቢታት ብዝተወሰደ ስጉምቲ ዓቢዪ ጀብዲ ከምዝተፈፀመ ዋና ዳይሬክተር ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ኣይተ ግዛው ሙሉነህ ገሊፆም። እቶም ዋና ዳይሬክተር ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ ኣብ…

ጋሸና ናፃ ወፂኣ – ሓጋዚ ኮሚሽነር ቢሰጥ ጌታሁን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጁንታዉ ሸሊኹ ኣብ ዝኣተወሉ ከባቢ ጋሸና ስዕረት ተጎልቢቡ ከምዝተደምሰሰ ሓጋዚ ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊሰስ ክልል ኣምሓራ ቢሰጥ ጌታሁን አረጋጊፆም። ሰራዊት ምክልኻል እዚ ደቡብን ካልኦት ኣካላት ፀፅታን ብዝገበሩዎ ቅልጡፍ ኦፕሬሽን ዓወት ከምዝተረኸበ…

ኣብ ቀፃሊ ሰለስተ ዓመታት ተወዳዳሪን ዝሓሸ ኣገልግሎትን ንዓማዊሉ ከምዘቕርብ ኢትዮ ቴሌኮም ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀፃሊ ሰለስተ ዓመታት ተወዳዳሪን ዝሓሸ ኣገልግሎትን ንዓማዊሉ ንምቕራብ ምድላው ምግባሩ ኢትዮ ቴሌኮም ኣፍሊጡ። ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ 2014 ትልሙ፥ ንዓማዊሉ ንምቕራብ ኣብ ዝሃቀኖም ሓደሽቲን ዝተመሓየሹን ፍርያታትን ኣገልግሎታትን ዝምልከት መግለፂ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ቱርኪ ዝገበሩዎ ዑደት ዕዉት ነይሩ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ቱርኪ ዝገበሩዎ ዑደት ዕዉት ከምዝነበረ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ሳምንታዊ መግለፂ ሂቦም። ኣብ መግለፂኦም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ቱርኪ…

ኣርባዕተ ስምምዓት ኢትዮጵያን ቱርኪን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ቱርክን ኣርባዕተ ስምምዓት ተፈራሪመን። ክልተኣዊ ርክብ ኢትዮጵያን ቱርኪን 125 ዓመት ዝሓለፎ እንትኸውን፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ትማሊ ኣብ ዝገበሩዎ ዕላዊ ዑደት ኣርባዕተ ስምምዓት ብምፍርራም ተዛዚሙ። ንሳቶም እውን…

ኣብ ኢትዮጵያ ዝርገሐ ቫይረስ ኮረና ብዘደንግፅ ኩነታት ይስኽ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ብዘደንግፅ ኩነታት እናወሰኸ ከምዝኾነ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ኢንስቲትዩት፥ ‘‘መዓልታዊ ምልክታት መጠንቀቕታ እናመሓላለፍን እንተኾንና እውን ኣብ ሕብረተሰብ ዘሎ ምዝንጋዕን ዝርገሐ እቲ ለበዳ…