ግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ዝኹንኑ ሰልፊታት ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ኦሮሚያ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ ግብረ ራዕዳውያን ንምኹናን ዝወፅኡ ሰልፈኛታት ህወሓትን ሸኔን ዝገበሩዎ ጥምረት ተቐባልነት የብሉን ክብሉ ኮኒኖም።
እቶም ነበርቲ ግብረ ራዕዳውያን ኢትዮጵያ ንምፍራስ ዝገበሩዎ ስምምዕነት ዝኹንን ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ጨለንቆ…