ኣብ ኣውስትራሊያ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ንመከላከያ ሰራዊት ድጋፍ ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣውስትራሊያ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ንመከላከያ ሰራዊት ድጋፍ ገይሮም።
ኣብ ኣውስትራሊያ ናይ ፌዴሪኢ ፍሉይ መልእኽተኛን በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደርን ዶክተር ሙክታር ከድር፥ እቲ እዋን ናይ ሕርኛ እዋን ብምዃኑ፣…