ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረተ ሰብ ምስ ሓይሊታት ፀፅታ ኮይኑ ይቃለስ ኣሎ – ፖሊስ ክልል ዓፋር Gebremariam Weldegerima Aug 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረተሰብ ሓይሊ ጁንታ ንምድምሳስ ምስ ሓይሊታት ፀፅታ ፌዴራልን እቲ ክልልን ከምኡ እውን ፍሉይ ሓይሊ ክልል ኦሮሚያ ብምትሕብባር እናሰርሐ ከምዝርከብ ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ዓፋር ዓሊ ዳኒ ገሊፆም። እቲ ጉጅለ ኣብ ግዚያዊ መዕቖቢ ጋሊኮማ…
ቢዝነስ ኮሚሽነር ኮሚሽን ፕላንን ልምዓትን ምስ ተወከልቲ ዓለም ለኻዊ ጥምረት ንኢትዮጵያ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Aug 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኮሚሽን ፕላንን ልምዓትን ዶ/ር ፍጹም አሰፋ ኣብ ቀረባ ኣገለግሎት ቴሌኮም ንምርካብ ፍቓድ ምስ ዝረኸበ ተወከልቲ ዓለም ለኻዊ ጥምረት ንኢትዮጵያ ተዛቲየን። ዶክተር ፍጹም፥ ኢትዮጵያ ኣብ ቀፃሊ ኣብ ዓውዲ ውልቀ ብዛዕባ ዝተለመቶ ናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ህወሓት ትንኮሳ ዝገበረሎም ስትራቴጂክ ቦታታት ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ምስ ናይ ካልኦት ኣካላት ፀፅታ ብምዃን ኣልቂቑ Gebremariam Weldegerima Aug 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ህወሓት ትንኮሳ ዝገበረሎም ስትራቴጂክ ቦታታት ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ምስ ናይ ካልኦት ኣካላት ፀፅታ ብምዃን ኣልቂቑ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ህወሓት ከተማ ቆቦ ብምቁፅፃር ናብ ካልኦት ክፋላት እዛ ሃገር ብቐሊሉ ንምሕላፍ ብልምዲ …
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ኢትዮጵያ ናይ ባሕሪ ትራንስፖርትን ሎጅስቲክስን ኣገልግሎት ትካል ንመከላከያ ሰራዊት ልዕሊ 55 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Aug 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ኢትዮጵያ ናይ ባሕሪ ትራንስፖርትን ሎጅስቲክስን ኣገልግሎት ትካል ንመከላከያ ሰራዊት ልዕሊ 55 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይሩ። ናይቲ ትካል ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ካብ ወርሒ ደመዎዞም 15 ነጥቢ 8 ሚሊየን ብር ድጋፍ ዝገበሩ እንትኾኑ፥ እቲ ትካል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻልን ሓይታት ፀፅታ ክልል ኣምሓራን ኣብ ግምባር ማይ ፀብሪ ልዑል ዓወት የመዝግብ ኣሎ – ዋና ኣዛዚ ክፍለ ጦር መበል 54 ኮሎኔል… Gebremariam Weldegerima Aug 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻልን ሓይታት ፀፅታ ክልል ኣምሓራን ኣብ ግምባር ማይ ፀብሪ ልዑል ዓወት የመዝግብ ከምዘሎ ተገሊፁ። ኣብ ግምባር ማይ ፀብሪ ዋና ኣዛዚ ክፍለ ጦር መበል 54 ኮሎኔል የሺበር ኣዳነ፥ ግብረ ራዕዲ ትህነግ ኣብ ልዑል ክሳራ ከምዝኣተወ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩ ኤስ ኤይድ ኣብ ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን ንዝተመዛበሉ 136 ሺሕ ዜጋታት ዝኸውን ሓገዝ ምግቢ ምልኣኽ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Aug 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩ ኤስ ኤይድ ኣብ ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን ንዝተመዛበሉ ልዕሊ 136 ሺሕ ዜጋታት ዝኸውን ሓገዝ ምግቢ ምልኣኽ ጀሚሩ። እቲ ትካል ኣብ ቀፃሊ ኣብ ክልቲአን ክልላት ንዝተመዛበሉ 340 ሺሕ ዜጋታት ሓገዝ ምግቢ ንምቕራብ እናሰርሐ ከምዝኾነ ካብ ኤምባሲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ መላእ እዛ ሃገር ዝተውፃእፅኡ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Aug 17, 2021 0 ኣዲስ አበባ ፣ 11 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ መላእ እዛ ሃገር ዝተውፃእፅኡ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ተዛቲዮም። እቲ መድረኽ ዘተ ኣሸባሪ ህወሓት ጉጅለ ኣብ ኢትዮጵያ ዝጀመሮ ኩለ መዳይ ጦርነትን ተመሳሰልቲ ዛዕባታትን ዘተኮረ ኢዩ። ኣብቲ መድረኽ ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነበርቲ ዞባ ደቡብ ወሎ ክሳብ ግምባር ብምኻድ ሓገዝ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Aug 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ዞባ ደቡብ ወሎ ክሳብ ግምባር ብምኻድ ንኣባላት ሰራዊት ምክልኻል፣ ፍሉይ ሓይሊ ሓይሊን ሚሊሻን ልዕሊ 780 ሺሕ ብር ወፃኢ ብምግባር 24 ሰንጋታትን 46 ኣባጊዕን ሓገዝ ገይሮም። ዋና ኣመሓዳሪ ዞባ ደቡብ ወሎ ኣይተ ሰይድ መሓመድ፥ ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓለፍቲን ሰራሕተኛታትን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Aug 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓለፍቲን ሰራሕተኛታትን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ልዕሊ ብር 3 ነጥቢ 6 ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሓገዝ ገይሮም። ካብዚ ብተወሳኺ ንሰራዊት ምክልኻል ዘለዎም ሓገዝ ንምግላፅ “ደምና ንሰራዊት ምክልኻልና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሎሚ መዓልቲ ደም ለጊሶም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መሳርሒ እኩይ ተግባር ሽርሐኛታት ንዘይምዃን ምጥንቃቕ ይግባእ – መንግስቲ ክልል ደቡብ Gebremariam Weldegerima Aug 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መሳርሒ እኩይ ተግባር ሽርሐኛታት ንዘይምዃን ምጥንቃቕ ከምዝግባእ መንግስቲ ክልል ብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ክልል ደቡብ ኣተሓሳሲቡ። መንግስቲ እቲ ክልል ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ኣድሂቡ መግለፂ ሂቡ። ህዝቢን መንግስቲን ክልል ደቡብ…