ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ መስቀል ኣደባባይ ናይ መኪና መቖሚ ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Aug 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ መስቀል ኣደባባይ ናይ መኪና መቖሚ 24 ሰዓታት ኣገልግሎት ምሃብ ከምዝጀመረ ትካል ማክኸል ኤግዚቢሽንን ልምዓት ዕዳጋን ኣፍሊጡ። እቲ ብልዕሊ 2 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ወፃኢ ዝተሃነፀ ኣደባባይ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሰነ ኢዩ ህንፀቱ ተዛዚሙ ንምረቓ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ገንዘብ ሚኒስቴር ኣመራርሓን ሰራተኛታትን ንመከላከያ ሰራዊት ደም ለጊሶም Gebremariam Weldegerima Aug 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ገንዘብ ሚኒስቴር ኣመራርሓን ሰራተኛታትን ንመከላከያ ሰራዊት ደም ለጊሶም። ኣብ ገንዘብ ሚኒስቴር ዝተኻየደ ናይ ደም ልገሳ "ደምና ንመከላከያ ሰራዊትና" ብዝብል መሪሕ ቃል ብብርኪ ሃገር ዝግበር ዘሎ ምንቕናቕ ኣካል ኢዩ ተባሂሉ። ስለዝኾነ…
ቢዝነስ ኤጀንሲ ምዝገባን ምርግገሳፅን ሰነዳት ምስ ቡና ኢንተርናሽናል ባንኪ ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዑ Gebremariam Weldegerima Aug 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤጀንሲ ምዝገባን ምርግገሳፅን ሰነዳት ፌዴራል ምስ ቡና ኢንተርናሽናል ባንኪ ብሓባር ንምስራሕ ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሙ። እቲ ስምዕነት ዋና ዳይሬክተር እቲ ኤጀንሲ ኣይተ ሙሉቀን ኣማረን ፕሬዚዳንት ቡና ኢንተርናሽናል ባንኪን ኣይተ ሙሉጌታ ኣለማየሁ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ኪነ ጥበበብ ሰብ ሞያታት ኣብ ግምባር ወሎ ንዝግነዩ ኣካላት ፀፅታ ስራሕቲ ጥበብ ኣቕሪቦም Gebremariam Weldegerima Aug 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ኪነ ጥበበብ ሰብ ሞያታት ኣብ ግምባር ወሎ ንዝግነዩ ኣካላት ፀፅታ ስራሕቲ ጥበብ ኣቕሪቦም። እቶም ሰብ ሞያ ኣብቲ ከባቢ ንዝግነዩ ኣካላት ፀፅታ ዘቕርብዎም ስራሕቲ ጥበብ ወነ ዝቕስቕሱን ሃገራዊ ትሕዝቶ ዘለዎምን ኢዮም። ኣብቲ መድረኽ ሃገራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኣምሓራ ከተማ ቡሬ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 9 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Aug 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ከተማ ቡሬ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ትሽዓተ ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ። እቲ ሓደጋ ኣብ ከተማ ቡሬ ቀበሌ 03 ብልምዲ ውዴ ኣደባባይ ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ኣከባቢ ምብፅሑ ካብ ኮሙዩኒኬሽን እታ ከተማ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡ በቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰባት ብምዕጋት፣ ብምስቓይን ገንዘብ ብምቕባልን ገበን ዝፈፀሙ ኣርባዕተ ውልቀ ሰባት ብዕድመ ልክዕ እስራት ተቐፂዖም Gebremariam Weldegerima Aug 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰባት ብምዕጋት፣ ብምስቓይን ገንዘብ ብምቕባልን ገበን ዝፈፀሙ ኣርባዕተ ውልቀ ሰባት ብዕድመ ልክዕ እስራት ተቐፂዖም ክብል ቢሮ ምርመራ ገበን ፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ። እቶም ውልቀ ሰባት መቐመጢኦም ሊቢያ ብምግባር ናይ ኢትዮጵያ፣ ኤርትራን ሲዳንን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶ/ር ኣለሙ ስሜን ረዳት ፕሮፌሰር በለጠ ሞላን ኣብ ግምባር ተረኺቦም ውላድ ሃገር ኣበረታቲዖም Gebremariam Weldegerima Aug 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብመዓርግ ሚኒስትር መተሓባበሪ ማእኸል ህንፀት ዲሞክራሲ ዶክተር ኣለሙ ስሜን ኣቦ መንበር ኣብን ረዳት ፕሮፌሰር በለጠ ሞላን ኣብ ግምባር ወሎ ተረኺቦም ምስ ፀላኢ እናተዋደቐ ንዝርከብ ውላድ ሃገር ኣበረታቲዖም። ክልቲኦም መራሕቲ ፖለቲካ እቲ ጉጅ ግብረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ደቂ ኣኒስቲዮ ኮከሰን ኣባላት ሊግ ደቂ ኣኒስቲዮን ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ከምዝስለፋ ገሊፀን Gebremariam Weldegerima Aug 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ናይ ደቂ ኣኒስቲዮ ኮከሰን ኣባላት ሊግ ደቂ ኣኒስቲዮን ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ከምዝስለፋ ገሊፀን። ናይቲ ኮከስ ሰብሳቢት ወይዘሮ ኣበባዬ ገዛኸኝ፥ ዝተፈላለዩ ስንቅን ናይ ንጽህና መሐለዊ ናውቲታት ናብ ግንባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓይሊ ጁንታ ብወገን ክልል ዓፋር ይሽምድመድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ጁንታ ብወገን ክልል ዓፋር ይሽምድመድ ኣሎ። ብወገን ዓፋር ብኣርባዕተ ወረዳታት ወረራ ንምፍፃም ዝፈተነ እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ሓይሊ ዘየዳግም ስጉምቲ እናተወሰደሉ ከምዝርከብ ኣዛዚ ፍሉይ ሓይሊ ዓፋር ሓጋዚ ኮሚሽነር መሓመድ ሲራጅ ንፋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶ/ር ወርቅነህ ገበየሁ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Aug 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ዶክተር ወርቅነህ ገበየሁ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ጄፍሪ ፊልትማ ተዛቲዮም። እቶም ዋና ፀሓፊ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ከምዝገለፁዎ፥ እቲ ዞባ ኣብ ዝምልከቱ ጉዳያት ኣድሂቦም ምስቶም ፍሉይ ልኡኽ…