ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝቢ ብዝቐረበሉ ፃውዒት ክተት ዝሃቦ ምላሽ ዘኹርዕ ኢዩ – ኣይተ ኣገኘሁ ተሸገር Gebremariam Weldegerima Aug 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ብዝቐረበሉ ፃውዒት ክተት ዝሃቦ ምላሽ ዘኹርዕ ከምዝኾነ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣይተ ኣገኘሁ ተሸገር ገሊፆም። ስለዝኾነ ድማ ህዝቢ ብዝቐረበሉ ፃውዒት ዝሃቦ ምላሽ ዘኹርዕ ኢዩ ምባሎም ኣሚኮ ፀብፂቡ። ንወፍሪ ህልውና ካብ ስሩዕ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዝተኻየደ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ዛምቢያ መራሒ ተቓዋሚ ፓለቲካዊ ፓርቲ ሃካይንደ ሂቺለማ… Gebremariam Weldegerima Aug 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዝተኻየደ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ዛምቢያ መራሒ ተቓዋሚ ፓለቲካዊ ፓርቲ ሃካይንደ ሂቺለማ ምዕዋቱ ኮምሽን ምርጫ እታ ሃገር ገሊፁ። ሂቺለማ ነቲ ቀንዲ መቀናቕንቱ ዝኾነ ኣብ ስልጣን ዝርከብ ፕሬዚዳንት ኤድጋር ሉንጉ ብልዕሊ 1…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ወሎ ህወሓት ንምድምሳስ ኣብ ዓውደ ኲናት ንዝርከቡ ጀጋኑ ስንቂ የዘጋጁ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ወሎ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንምድምሳስ ኣብ ዓውደ ኲናት ንዝርከቡ ጀጋኑ ዝኸውን ስንቂ የዘጋጁ ኣሎ። ሰራሕተኛታት እቲ ዩኒቨርሲቲ ህይወት እናሃቡ ንዝርከቡ ጀጋኑ ኩለመዳይ ሓገዝ ብምግባር ፍፃመ እቲ ግብረ ራዕዲ ከምዘቀላጥፉዎ ገሊፆም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ዓፋር ንዝተፈናቐሉ ዜጋታት ደገፍ ይግበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ጁንታ ዘካየዶ መጥቃዕቲ ስዒቡን ብሓደጋ ውሑጅን ንዝተፈናቐሉ ዜጋታት ደገፍ ይግበር ኣሎ። ምክትል ሓላፊት ቤት ፅሕፈት ምትሕብባር ምግቢ ውሕስናን ምክልኻልን ሓደጋ እቲ ክልል ወይዘሮ ኩልሱማ ቡርሃባ ንፋና ሮድካስቲንግ ኮርፖሬት…
Uncategorized ግድብ ህዳሰ ንሃገራት እቲ ከባቢ ዝተርፍ ረብሓ ኣለዎ – ሚኒሰስቴር ጉዳያት ወፃኢ ም/ሚ/ር Gebremariam Weldegerima Aug 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ሱዳን ነቢል መህዲ ምስ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ዓለም ለኸ ምትሕብባርን ደቡብ ሱዳን ዴንግ ዳው ኣብ እዋናዊን ክልተኣዊን ጉዳያት ኣድሂቦም ተዛቲዮም፡፡ ኣምባሰደር ነቢል ኣብቲ ዘተ፥ ከይዲ ድርድር ግድብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓወት ግንባር ዓፋር ኣብ ግንባር ምዕራብ እውን ተጠናኺሩ ቀፂሉ Gebremariam Weldegerima Aug 15, 2021 0 ኣብ ኣምሓራ ክልል ኣብ ምዕራብ ግንባር ኣብ ዛሬማ፣ ጨው በርን በር ማሪያምን ዝተብሃሉ ከባቢታት ናይ ሃገር መከላከያ ሰራዊት ፤ ናይ ኣየር ሓይሊ ፣ ንሰራዊት ደጀን ዝኾነ ናይ ኣምሓራ ህዝቢ፣ ናይቲ ክልል ፍሉይ ሓይሊን ዕጡቕን ብምውዳድ ኣብ ልዕሊ ሽብርተኛ ህወሃት ዕጡቕ ጉጅለ ብዝወሰድዎ ስጉምቲ እቲ…
ቢዝነስ ንኣትሌታትን ኣሰልጠንቲን ሽልማት ተበርኪቱ Gebremariam Weldegerima Aug 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ደቡብ ክልል መንግስቲ ኣብ ቶኪዮ 2020 ኦሎምፒክ ሜዳልያ ንዘርከቡ ኣርባዕተ ኣትሌታትን ኣሰልጠንቲን ሽልማት ተበርኪቱ። ንሰለሞን ባረጋ 500ሺህ ብር፣ 10 ሺሕ ካሬሜትር ኣብ ወልቂጤ ከተማ ንኢንቨስትመንት ቦታ ከምኡውን ናይ ማዕርግ…
ስፓርት ኣትሌት ኢንስፔክተር ሰለሞን ባረጋ ናይ ኮማንደርነት ማዕርግ ተዋሂቡዎ Gebremariam Weldegerima Aug 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ናይ ደቡብ ፖሊስ ስፖርት ክለብ ኣባል ዝኾነ ኣትሌት ኢንስፔክተር ሰለሞን ባረጋ ናይ ኮማንደርነት ማዕርግ ተዋሂቡዎ። ኣብ ቶክዮ ኦሎምፒክ ዝተሳተፈ ጉጅለ ለኡኽ ኣብ ደቡብ ክልል ሀዋሳ ከተማ አቀባብላ ዝተገበረሉ እንትኸውን÷ ናይቲ ክልል ፖሊስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጁንታ ንህፀናት ኣደንዛዚ እፅ ብምሃብ ንሞት ይዳርጎም ኣሎ-ኢዱ ንመከላከያ ዝሃበ ህፃን Gebremariam Weldegerima Aug 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጁንታ ንህፀናት ብምግዳድ ናብ ጦርነት ድሕሪ ምውሳዱ ኣደንዛዚ እፅ ብምሃብ ንሞት ይዳርጎም ከምዘሎ ኢዱ ንመከላከያ ዝሃበ ህፃን ኣረጋጊፃ። ናይ 13 ዓመት ህፃን ግርማይ ብሩ ኣብኡን እንኡን ምሟቶም ስዒቡ ኣብ ጎደና ዝነብር ዝነበረ ኢዩ። እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ፀሓይ ሕሶት እንትትጠልቕ መፃወዲያ ሽርሐኛታት ክብጠስ ኢዩ!!” Gebremariam Weldegerima Aug 15, 2021 0 ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝተውሃበ መግለፂ ኩሉ ግዘ ቅድሚ ምውግሑ ዓሚቕ ፀልማት ይኸውን። ኣብ ውሽጢ ስግግር ምሸትን ወጋሕታን ዘይሓለፈ ወለዶ የለን። ብርቱዕ ፀልማት ዋግዋጎ ወጋሕታ ዘብስር ስለዝኾነ፣ እቲ ምሸት መሲዩ እንተተረፈኸ? ወይ ድማ ወጋሕታ እንተዘይመፅአኸ?’ ኢልና…