ግብረ ራዕዲ ህወሓት ካብ መቓብር ንምልዓል ዝግበር ዓለም ለኸ ምንቅስቓስ ምምካት ከምዝግባእ ባልደራስ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ንኢትዮጵያ ኣብዚ ሕዚ እዋን ንዘለትሉ ኩነታት ዘቃለዐ ስርዓት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ካብ መቓብር ንምልዓል ዝግበር ዓለም ለኸ ምንቅስቓስ ብሕብረት ምምካት ከምዝግባእ ፓርቲ ባልደራስ ንሓቀኛ ዴሞክራሲ ገሊፁ።
ርክብ ህዝቢ እቲ ፓርቲ…