ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ተተካኢ ሕፁይ ንምቕራብ ዘኽእል ውሳነ ሂቡ Gebremariam Weldegerima Aug 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ 01 ጷጉሜን 2013 ዓ.ም. ምርጫ ኣብ ዝካየደሎም ከባቢታት ሕፁያት ብምዃን ንዘይቕፅሉ ተወዳደርቲ ፓርቲታት ተተካኢ ሕፁይ ንምቕራብ ዘኽእል ውሳነ ሂቡ። ብመሰረት እዚ ካብ ሎሚ መዓልቲ 6 ነሓሰ 2013 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኒውዮርክን ከባቢኡን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ንህዳሰ ግድብ ዝኸውን ደገፍ ገንዘብ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Aug 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኒውዮርክን ከባቢኡን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ንህዳሰ ግድብ ዝኸውን ደገፍ ገንዘብ ገይሮም። እቲ ደገፍ ገንዘብ ኣብ ትራይስቴት፣ ኒውዮርክ፣ ኒውጀርሲ፣ ኬነቲኬት ከምኡውን ካልኦት ስቴታት ምስ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ…
ስፓርት ፕሬዚደንት ሳህለ ወርቅ ኣብ ኦሊምፒክ ቶኪዮ ኣትሌታት ናይ እንኳ ደሓን መፃእኹም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን Gebremariam Weldegerima Aug 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚደንት ሳህለ ወርቅ ኣብ ኦሊምፒክ ቶኪዮ 2020 ኣትሌታት ናይ እንኳ ደሓን መፃእኹም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን። ንኢትዮጵያ ወኪሎም ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ውድድር ብፍላይ ኣብ ነዊሕ ርሕቐት ጉያ ተሳቲፎም ዝከኣሎም ብግባር ወርቂ ሓዊሱ ሜዳሊያ ክርከብ…
ስፓርት ኣብ ኦሊምፒክ ቶኪዮ 2020 ዝተሳተፈ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣቀባብላ ተገይሩሉ Gebremariam Weldegerima Aug 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኦሊምፒክ ቶኪዮ 2020 ዝተሳተፈ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ሎሚ ኑጉሆ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እነትበፅሕ ኣቀባብላ ተገይሩሉ። ኣብቲ ስነስርዓት ኣቀባብላ ላዕለዎት ኣመራርሓታት መንግስቲን ዕድመ ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ተረኺቦም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ፍሉይ ልኡኽ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Aug 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሰላም ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ፍሉይ ልኡኽ ዋና ዳይርክተር ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ራሚሮ ሎፔዝ ዳ ሲልቫን ተዛቲየን። መንግስቲ በይናዊ ደው ምባል ተኹሲ ውሳነ ድሕሪ ምውሳኑ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ሓዊሱ ካልኦት ሰብኣዊ ሓገዛት ንምብፃሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ራዕዲ ኦነግ ሸኔን ህወሓትን ብሕቡእ ዝፍፅምዎ ዝነበሩ ተግባር ጥፍኣት ንምቕፃል ብዕሊ ምስምዕምዖም ኣፍሊጦም Gebremariam Weldegerima Aug 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ብባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብግብረ ራዕዲነት ዝተፈረጁ ኦነግ ሸኔን ህወሓትን ቅድመ ሐዚ ብሕቡእ ዝፍፅምዎ ዝነበሩ ተግባር ጥፍኣት ብሓባር ንምቕፃል ብዕሊ ምስምዕምዖም ኣፍሊጦም። መራሒ ኦነግ ሸኔ ድሪባ ኩምሳ (ጃል መሮ ) ምስ ኣሶሺየትድ ፕሬስ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መገዲ ባኮ-ሻምቡ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ኣጋጢሙ Gebremariam Weldegerima Aug 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ መገዲ ባኮ-ሻምቡ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ከምዘጋጠመ ተገሊፁ። ነቲ ሓደጋ ስዒቡ ንዘጋጠመ ምትእጉጓል ትራፊክ ንምፍታሕ በዓል መዚ መንገድታት ኢትዮጵያ ህፁፅ ፅገና ንምግባር ይሰርሕ ከምዘሎ ተሓቢሩ። እቲ ሓደጋ ኣብዚ ሰሙን ዝዘነበ ዝናብ ስዒቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጁባ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ዝኸውን ደገፍ ገንዘብ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Aug 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጁባ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ከምኡውን ናይቲ ኤምባሲው ዲፕሎማታት ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ዝኸውን 965 ሸሕ ብር ደገፍ ገይሮም። እቶም ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ብመሰረት ዝቐረበሎም ሃገራዊ ፃውዒት ምላሽ ምሃቦም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ክልል ዓፋር ዝፈፀሞ መጥቃዕቲ ስዒቡ ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ዝግበሩ ሓገዛት ንኽጠናኸሩ ፃዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Aug 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ክልል ዓፋር ዝፈፀሞ መጥቃዕቲ ስዒቡ ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ዝግበሩ ሓገዛት ንኽጠናኸሩ ፃዒት ቀሪቡ። እቲ ጉጅለ ኣብ ክልል ዓፋር ኣብ ከም ፋንተሩሲን ከልዋን ዝበላ ዞባታት ዝነበሩ ብዙሓት ዜጋታት ካብ መረበቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ ኣብ ክልል ዓፋር ኣብ ህፃናትን ደቂ ኣኒስቲዮን ብኣሸባሪ ጉጅለ ህወሓት ብዝተፈፀመ ዘሰቅቕ ጨፍጫፍ ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ ኣብ ክልል ዓፋር ኣብ ፈንቲ ረሱ ጊዚያዊ መፅለሊ ጋሊኮማ ኣብ ዝነበሩ ህፃናትን ደቂ ኣኒስቲዮን ብኣሸባሪ ጉጅለ ህወሓት ብዝተፈፀመ ዘሰቅቕ ጨፍጫፍ ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ። ኣብ ልዕሊ ዶብ ኢትዮጵያ ኣኽባሪ ዝኾነ ህዝቢ…