ቢዝነስ ንግዲ ወፃኢ ንምምሕያሽ ብዝተሰርሑ ስራሕቲ ለዕሊ 3 ነጥቢ 6 ቢሊየን ዶላር ተረኺቡ Gebremariam Weldegerima Aug 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2013 ዓ.ም ንግዲ ወፃኢ ንምምሕያሽ ብዝተሰርሑ ስራሕቲ ለዕሊ 3 ነጥቢ 6 ቢሊየን ዶላር ኣሜሪካ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣፍሊጡ። ኣብቲ በጀት ዓመት ንግዲ ወፃኢ ንምጥንኻርን ንግዲ ኣታዊ ብሃገር ውሽጢ ንምትካእን በዝተገበሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ሃረሪ ብ19 ነጥቢ 3 ሚሊየን ብር ዝተሃነፁ ዝተፈላለዩ መሰረተ ልምዓታት ተመሪቖም Gebremariam Weldegerima Aug 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሃረሪ ብ19 ነጥቢ 3 ሚሊየን ብር ዝተሃነፁ ዝተፈላለዩ መሰረተ ልምዓታት ተመሪቖም። ብፕሬዚዳንት እቲ ክልል ኣይተ ኦድሪን በድሪ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብቲ ክልል ዝህነፁ ዘለዉ ስራሕቲ መሰረተ ልምዓታት ዑደት ገይሩ። ካብ መንጎ እቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል መዚ መራኸቢ ሓፋሽ ን76 ሬዲዮ ጣቢያታት ናይ ፈነወ ፍቓድ ሂቡ Gebremariam Weldegerima Aug 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ መራኸቢ ሓፋሽ ኢትዮያ ን76 ሬዲዮ ጣቢያታት ናይ ፈነወ ፍቓድ ከምዝሃበ ገሊፁ። በዓል መዚ መራኸቢ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ፍቓድ ዝሃቦም ሬድዮ ጣቢያታት ዝምልከት ሓበሬታ ሂቡ። ኣብ መብርሂኡ ድማ ብሓፈሻ ክሳብ ሕዚ ኣብ ዘሎ እዋን 76 ሬድዮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነበርቲ ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ ኣብ ጎኒ ምክልኻል ደው ከምዝብሉ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Aug 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ ኣብ ጎኒ ምክልኻል ደው ከምዝብሉ ኣፍሊጦም። እቶም ነበርቲ እኩይ ተግባር ናይ ጁንታ ህወሓት ጉጅለ ብምቅዋምን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዘለዎም ደገፍ ንምርኣይን ኣብ ሃረማያ ከተማ ሰልፊ ኣካይዶም። እቶም ሰልፈኛታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ጋሊኮማ ዝፈፀሞ ጨፍጫፍ ኣመልኪቱ ናይ 3 መዓልቲ ሓዘን ከምዝተኣወጀ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልል ዓፋር ፈንቲ ረሱ መዓስከር ጋሊኮማ ኣብ ልዕሊ ዝነበሩ ንፁሃን ዜጋታት ዝፈፀሞ ጨፍጫፍ ኣመልኪቱ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ናይ ሰለስተ መዓልቲ ሓዘን ንኽኸውን መንግስቲ ክልል ዓፋር ኣዊጁ። ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ…
ኮሮናቫይረስ ንኮቪድ 19 ዝግበር ጥንቃቐ ምዝንጋዕ ኣተሓሳሲቡኒ-ሚኒስቴር ጥዕና Gebremariam Weldegerima Aug 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኮቪድ 19 ዝግበር ጥንቃቐ ምዝንጋዕ ከምዘተሓሳሰቦ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጥዕና ዶክተር ደረጀ ድጉማ ምስ ፋና ብሮድካስቲነግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ መዝንጋዕን ሸለልተኝነትን ህሕረተሰብ የተሓሳስብ ኢዩ ኢሎም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኣምሓራ ኩለመዳይ ምርቓት ሓይሊ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ኣምሓራ ሃገር ካብ ፀላኢ ንምክልኻል ዝስለፉ ኩለመዳይ ሓይሊታት ኣሰልጢኑ እናመረቐ ይርከብ፡፡ እቶም ሰልጠንቲ ካብ 18 ክሳብ 40 ዕድመ ዘለዎም እንትኾኑ፥ ፖለቲካዊን ወታደራዊን ስልጠና ዝወሰዱ ኢዮም። መብዛሕተኦም ሰልጠንቲ ናብ ሰራዊት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ብርሸለቆ መሰረታዊ ውትድርና መሰልጠኒ ቤት ትምህርቲ መበል 34 ዙር ምልምል ሰልጠንቲ ስነስርዓት መኽፈቲ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Aug 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ብርሸለቆ መሰረታዊ ውትድርና መሰልጠኒ ቤት ትምህርቲ መበል 34 ዙር ምልምል ሰልጠንቲ ስነስርዓት መኽፈቲ ኣካይዱ። ኣብቲ መኽፈተ መደረ ዝገበሩ ዋና ኣዛዚ እቲ መሰልጠኒ ቤት ትምህርቲ ኮሎኔል ጌታቸው ኣሊ፥ ሃገር ና ብቅንዕና ንምግልጋል ሞያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ስሩዕ ኣገልግሎቱ ይህብ ኣሎ- ኣምባሳደር ፍጹም አረጋ Gebremariam Weldegerima Aug 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ዋሽንግተን ዲ.ሲ ዝርከብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ስሩዕ ኣገልግሎቱ ይህብ ኣሎ ክብሉ ኣምባሳደር ፍጹም አረጋ ገሊፆም። ኣምባሳደር ፍጹም አረጋ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ከምዝበልዎ፥ ሓደ ሓደ ኣካላት ኣብ ኣሜሪካ ዋሽንግተን ዲ.ሲ. ዘሎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ደገፍ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Aug 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓን ሰራሕተኛን ሚኒስቴር ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ናይ ኣካል ድጋፍ ናውቲን ናይ ሓደ ወርሒ መሃያን ደገፍ ገይሮም። ኣብ ምምካት መጥቃዕቲ ኣሸባሪ ህወሓት ንዝተዋፈረ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝውዕል 30 ዊልቼር፣…