ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽነር ለሊሴ ነሜ ምስ ኣባላት ፎረም ቢዝነስ ህንዲ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Aug 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ለሊሴ ነሜ ምስ ኣባላት ፎረም ቢዝነስ ህንዲ ተዛቲየን፡፡ ኣብ ዘተአን ድማ ኢንቨስተራት ህንዲ ናብ ኢትዮጵያ መፂኦም ቀጥታ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ከዕብዩ ኣብ ዝኽእሉሉ ኩነታት ኣድሂን ተመያይጠን፡፡ ካብዚ ብተወሳኺ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ኣመልኪቶም ዘጋውሑዎ ዘለዉ ሓበሬታ ዝተዛበዐን ሚዛናዊነት ዝጎደሎን ከምዝኾነ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ኣመልኪቶም ዘጋውሑዎም ሓበሬታታት ዝተዛበዐን ሚዛናዊነት ዝጎደሎን ከምዝኾነ መፃሪዪ ሓበሬታ እዋናዊ ኩነታት ኣፍሊጡ። መንግስቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝጀመሮ ሃገር ናይ ምፍራስ ሽርሒ ንምፍሻል ዜጋታት ሃገሮም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓገዝ ምግቢ ሒዘን ናብ መቐለ ዝኣተዋ ቁፅሪ ፅዕነት መኻይን 277 በፂሑ Gebremariam Weldegerima Aug 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓገዝ ምግቢ ሒዘን ናብ መቐለ ዝኣተዋ ቁፅሪ ፅዕነት መኻይን 277 ከምዝበጽሐ መፃሪ ሓበሬታ እዋናዊ ኩነታት ኣፍሊጡ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና …
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራሕተኛታት ኮሚሽን ጉምሩክ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን 51 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Aug 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታት ኮሚሽን ጉምሩክ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን 51 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሮም። ብተወሳኺ ደም ብምልጋስ ነቲ ሰራዊት ዘለዎም ኣጋርነት ገሊፆም። ኮሚሽነር ኮሚሽን ጉምሩክ ደበሌ ቃበታ ከምዝበልዎ፥ ካብ ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቻይናን ሩሲያን ሰፊሕ ሓበራዊ መታደራዊ ልምምድ ይገብራ ኣለዋ Gebremariam Weldegerima Aug 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይናን ሩሲያን ኣብ ከባቢ ማእኸላይ ሰሜን ቻይና ሰፊሕ ሓበራዊ መታደራዊ ልምምድ ይገብራ ኣለዋ። “ምትሕብባር - 2021” ተባሂሉ ኣብ ዝተፀውዐ ሓበራዊ ልምምድ፥ 10 ሺሕ ዝኾኑ ኣባላት ሓይሊ ምድሪን ኣየርን ተሳቲፎም፡፡ ሩሲያ ንልምምድ ዝኾና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንሰራዊት ምክልኻል ድላዪ ሓገዝ ንምግባር ቆራፃት ከምዝኾኑ ሓለፍቲን ሰራሕተኛታትን በዓል መዚ መራኸቢ ሓፋሽ ኢትዮጵያ Gebremariam Weldegerima Aug 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሰራዊት ምክልኻል ድላዪ ሓገዝ ንምግባር ቆራፃት ከምዝኾኑ ሓለፍቲን ሰራሕተኛታትን በዓል መዚ መራኸቢ ሓፋሽ ኢትዮጵያ። ሰራዊት ምክልኻል ንሉኣላዊነትን ሓድነትን ሃገር ዝኸፍሎ ዋጋ ተሓሳቢ ገይሮም ኣብ ዝኾነ ግዘን ኩነታትን ኣብ ጎኑ ከምዝኾኑ ንምግላፅ…
ቴክኖሎጂ ክሳብ ሕዚ ካብ ዝተረኣዩ ዘረፋታት ዓቢዪ ዝተብሃለ ዘረፋ ዲጂታል ገንዘብ ተፈፂሙ Gebremariam Weldegerima Aug 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጠለፍቲ ሓበሬታ ክሳብ ሕዚ ካብ ዝተረኣዩ ዘረፋታት ዓቢዪ ዝተብሃለ ዘረፋ ዲጂታል ገንዘብ ከምዝፈፀሙ ተገሊፁ። ሰረቕቲ ሓበሬታ ኣብ ታሪኽ ዲጂታል ገንዘብ ኣብ ሓደ እዋን ዝተፈፀመን ብዙሕ ዝተብሃለሉን 600 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ከምዝዘረፉ ተሓቢሩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓይሊ ሓለዋ ሪፐብሊካን ምስ እግረኛ ሓይሊታት ብምዃን ኣብ ልዕሊ ፀላኢ ዘየዳግም ስጉምቲ ይወስድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ሓለዋ ሪፐብሊካን ምስ እግረኛ ሓይሊታት ብምዃን ኣብ ልዕሊ ፀላኢ ዘየዳግም ስጉምቲ ይወስድ ኣሎ። በዚ ድማ ብዙሓት ኣባላት እቲ ኣሸባሪ ጁንታ ከምዝተደምሰሱ ተገሊፁ። 35 ኣባላት እቲ ኣሸባሪ ጁንታ ዝተማረኹ እንትኾኑ፥ ካብ መንጎ እቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናብቲ ጉጅለ ራዕዲ ክልኣኽ ዝነበረ ልዕሊ 5 ናይ ክላሽን ጥይት ተታሒዙ Gebremariam Weldegerima Aug 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)እዚ ምዕራብ ናብቲ ጉጅለ ራዕዲ ክልኣኽ ዝነበረ ልዕሊ 5 ናይ ክላሽን ጥይት ከምዝሓዘ ኣፍሊጡ። ተወካሊ ክትትል ሓይሊ ዘመቻ እቲ እዚ ሻለቃ ጌታቸው ዋሬ ÷ እቲ ጥይት ኣብ ክልተ ቁፃር ብኣድጊ ተፃዒኑ እንትኸይድ ኣብ ጫካ ከምዝተትሓዘ ተዛሪቦም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነበርቲ ክፍለ ከተማ ኮልፌ ቀራኒዮ ንሰራዊት ምክልኻል ሰራዊት ዝኸውን 85 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Aug 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ነበርቲ ክፍለ ከተማ ኮልፌ ቀራኒዮ ንሰራዊት ምክልኻል ሰራዊት ዝኸውን ሓገዝ 2 ሺሕን 243 ማሕረዲ እንስሳትን ስንቂን ገይሮም። ነበርቲ እቲ ክፍለ ከተማ 609 ሰንጋ፣ 1 ሺሕን 634 ኣባጊዕን 900 ሺሕን 618 ብር ግምት ዘለዎ…