ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ሃይቲ ጆቨኔል ሞይሴ ተቐንፂሎም Gebremariam Weldegerima Jul 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሃይቲ ጆቨኔል ሞይሴ ሎሚ መዓልቲ ብዕጡቓት ከምዝተቐንፀሉ ተገሊፁ። ፕሬዚዳንት ጆቨኔል ሞይሴ ኣብ መንበሪ ቤቶም ማንነቶም ብዘይተፈለጡ ዕጡቓት ከምዝተቐተሉ ተገሊፁ። ቀዳማዊት እመቤት እታ ሃገር እውን በቲ መጥቃዕቲ ጉድኣት ዝበፅሖም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቡሩንዲ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንምዕዳግ ምዝዛም ግድብ ህዳሰ ትፅበ ከምዘላ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jul 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቡሩንዲ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንምዕዳግ ምዝዛም ግድብ ህዳሰ ትፅበ ከምዘላ ተገሊፁ። ኣብ ዩጋንዳ ፍሉይቲ ልኡኽቲ ፌዴሪኢን በዓልቲ ሙሉእ ሰልጣን ኣምባሳደርን አለምጸሀይ መሰረት ምስ ሚኒስትር ማይ፣ ኢነርጂን መኣድንን እታ ሃገር ኢነንጂነር ኢብራሂም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ማላእ ሃገር ዘለዉ ስድራ እቲ ኩባኒያ ዝሳተፍሉ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ “ሓምለዋይ ኣሰር” ኣጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jul 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ማላእ ሃገር ዘለዉ ስድራ እቲ ኩባኒያ ዝሳተፍሉ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ “ሓምለዋይ ኣሰር” ኣጀሚሩ። እቲ መርሃ ግብሪ ትማሊ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ከምዝተጀመረ እውን ተገሊፁ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሽዱሽተ ዞባታት እቲ ኩባኒያን 17…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ድልየት ዘለዎም ኣካላት ናብ ትግራይ ሰብኣዊ ደገፍ ንክገብሩ ፍቓድ በረራ ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima Jul 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ድልየት ዘለዎም ኣካላት ናብ ትግራይ ሰብኣዊ ደገፍ ንክገብሩ ፍቓድ በረራ ሂቡ። መንግስቲ ኢትዮጵያ እቲ ፍቃድ ካብ ዝሓለፈ ዕለተ ሰኑይ ጀሚሩ ከምዝሃበ መፃረዪ መረዳእታ ህፁፅ ግዚ ኣዋጅ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር ገፁ ፅሒፉ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስልጣንን ተግባርን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሸን ንምዝርዛር ተመሓይሹ ዝወፅአ ኣዋጅ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima Jul 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ስልጣንን ተግባርን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሸን ንምዝርዛር ተመሓይሹ ዝወፅአ ኣዋጅ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣፅዲቑ። እቲ ባይቶ ኣብ ዘካየዶ ፍሉይ ኣኼብኡ፥ ኣብ መንጎ ዓለም ለኸ ማሕበር ልምዓትን ኢትዮጵያን ነዝተፈላለዩ ፕሮጀክቲታት ልምዓት ንክውዕል ዝተፈረሙ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማሕበረሰብ ዓለም ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዘብፅሖ ዘሎ ኢሰብኣዊ ተግባር ንከውግዝ ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Jul 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበረሰብ ዓለም ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዘብፅሖ ዘሎ ኢሰብኣዊ ተግባር ንከውግዝ ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ሓቲቱ። ንፌዴራል መንግስቲ ተዂሲ ተናፀል ደው ንክብል ውሳነ ንክመሓላለፍ ሕቶ ዝቐረበ ህይወት ዜጋታት ካብ ሓደጋ ንምድሓን ከምዝኾነ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 2 ሺሕን 417 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Jul 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)2 ሺሕን 417 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጀነራል ጉዳያት ቆንስላ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተረኺቦም ነቶም ተመለስቲ ኣቀባበል ከምዝገበሩሎም ካብ ቤት ፅሕፈት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ቶኪዮ ኦሎምፒክ ዝሳተፉ ኣትሌታት ዝገብርዎ ዘለዎ ተሳትፎ ብዝምልከት ኣብቲ ከባቢ ብምኻድ ዑደት ገይረን Gebremariam Weldegerima Jul 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ቶኪዮ ኦሎምፒክ ዝሳተፉ ኣትሌታት ዝገብርዎ ዘለዎ ተሳትፎ ብዝምልከት ኣብቲ ከባቢ ብምኻድ ዑደት ገይረን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብ መናእሰይ ስፖርት ኣካዳሚ ተረኺበን ምድላው ተወዳደርቲ ድሕሪ ምዕዛብ ኣተባቢዐን ንቐፃሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣውስትራሊያ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምድሃብ ብኢንተርኔት ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jul 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣውስትራሊያ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምድሃብ ብኢንተርኔት ተዛቲዮም። ኣብ እቲ ዘተ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብታ ሃገር ዶክተር ሙክታር ከድር ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ መበርሂ ሂቦም። እቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮቪድ-19 ካብ ዘሕደሮ ፅዕንቶ ንምግልጋል ምስ ዝተፈላለዩ ሃገራትን ትካላትን ብምትሕብባር ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jul 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ ኮቪድ-19 ካብ ዘሕደሮ ፅዕንቶ ንምግልጋል ምስ ዝተፈላለዩ ሃገራትን ትካላትን ብምትሕብባር ትሰርሕ ከምዘላ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣፍሊጡ። “ምትሕብባር ዲጂታል ፅዕንቶ ኮቪድ 19 ንምክልኻልን ብዘላቕነት ንምፅዋርን” ብዝብል መሪሕ…