ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ግድብ ህዳሰ ኣድሂቡ ዘካይዶ ኣኼባ ዝቃወም ሰልፊ ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ግዝኣታት ኣሜሪካ ዝነብሩ ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣድሂቡ ዘካይዶ ኣኼባ ብምቅዋም ኣብ ኒዮርክ ሰልፊ ከምዘካይዱ ተገሊፁ።
ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት…