ግድብ ህዳሰ ፀገም ሓይሊ ኢትዮጵያ ዝፈትሕ፣ ስግኣት ሱዳንን ግብፅን ዝቕንስ ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክሊ ህዳሰ ግድብ እንስዕቦ ከይዲ ፀገም ሓይሊ ኢትዮጵያ ዝፈትሕ፣ ስግኣት ሱዳንን ግብፅን ዝቕንስ ከምኡውን ብሓባር እንዓብየሉ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝቐረበሎም…