ኣርኣያ ርህራሀ ኢትዮጵያ ዝነበረን ኣበበች ጎበና ካብዚ ዓለም ብሞት ምፍላየን ኣዚዩ ኣሐዚኑኒ-ቀ/ሚ ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣርኣያ ርህራሀ ኢትዮጵያ ዝነበረን ዶክተር ኣበበች ጎበና ካብዚ ዓለም ብሞት ምፍላየን ኣዚዩ ኣሐዚኑኒ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ንቤተሰብ፣ ፈተውቲን ካልኦት አካላትን ካብ ልቢ ምፅንዕናዕ ምምንዮም ኣብ…