ጃይካ ፍርያት ቆርበት ኢትዮጵያ ኣብ ዕዳጋ ኣሜሪካን ኣውሮፓን ዘለዎም ተቐባልነት ንምውሳኽ ሓገዝ ይገብር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ትካል ተራድኦ ጃፓን (ጃይካ) ፍርያት ቆርበት ኢትዮጵያ ኣብ ዕዳጋ ኣሜሪካን ኣውሮፓን ዘለዎም ተቐባልነት ንምውሳኽ ሓገዝ ይገብር ኣሎ።
እዙይ ንምሕጋዝ እውን ንሓደ ፋብሪካ ጫማን ሓሙሽተ ኣፍረይቲ ቦርሳ ቆርበትን ቴክኒካዊ ሓገዝ ስልጠና…