ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 2 ሺሕን 386 ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Jul 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)2 ሺሕን 386 ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ተገሊፁ። ኣብ ስዑድ ዓረብ ዝርከቡ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ዝተዋደደ ፃዕሪ እናተገበረ ከምዝርከብ ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 500 ናይ ሕሶት በዓለ ክልተ ሚኢቲ ኖት ብር ሒዞም ዝተረኸቡ ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም Gebremariam Weldegerima Jun 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ልደታ ናይ ሕሶት ኖ ብር ሒዞም ዝተረኸቡ ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም፡፡ ኣባላት ምክትል ዳይሬክተሬት ፖሊስ ዘፈር ኢንተለጀንስ ምክልኻል ገበን ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ብዝገበሩዎ ጥንኩር ምክትታል ኣብ ከተማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ዞባ መተከል ተመዛቢሎም ዝነበሩ ልዕሊ 50 ሺሕ ዜጋታት ኣብ 4 ማእኸላት ምንባር ጀሚሮም Gebremariam Weldegerima Jun 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዞባ መተከል ተመዛቢሎም ዝነበሩ ልዕሊ 50 ሺሕ ዜጋታት ይነብሩሉ ናብ ዝነበረ ማእኸል ወረዳ ከምዝተመለሱ ተገሊፁ፡፡ እቶም ተመዛቢሎም ዝነበሩ ልዕሊ 50 ሺሕ ዜጋታት ይነብሩሉ ኣብ ዝነበሩ ወረዳ ኣብ ዝተመሩ ማእኸላት ከምዝተመለሱ ጉጅለ ክትትልን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ሃረሪ መርሃ ግብሪ ኣገልግሎት ክረምታዊ ወለንታ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jun 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሃረሪ መርሃ ግብሪ ኣገልግሎት ክረምታዊ ወለንታ ብዕሊ ተጀሚሩ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኣይተ ኦርዲን በድሪ፣ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ወይዘሮ ሚስራ ዓብደላን ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽ እቲ ክልል ወይዘሮ ኣዲስኣለም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል መዚ ማይን ፈሳሲን ኣዲስ ኣበባ ክዳን መስመር ፈሳሲ እታ ከተማ ካብ ፕላስቲክ ብዝተሰርሐ ክዳን ክቕይር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jun 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ማይን ፈሳሲን ኣዲስ ኣበባ ቅድሚ ሕዚ እናተጠቐመሉ ዝነበረ ሓፂን ክዳን መስመር ፈሳሲ እታ ከተማ ካብ ፕላስቲክ ብዝተሰርሐ ክዳን ክቕይር ኢዩ። ስለዝኾነ ድማ እቲ በዓል መዚ ዓለም ለኸ ጨረታ ብምውፃእ ብ20 ሚሊየን ብር ወፃአ 4 ሺሕን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 24 ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ቃላያት ናይል ኢኳሪያል ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Jun 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ሓዊሱ ትሽዓተ ሃገራት ዝተኻተታሉ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ቃላያት ናይል ኢኳሪያል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ። ኢትዮጵያ ንሓደ ዓመት ዝኣክል ብኣዶ መንበርነት እናመርሐቶ ዝፀንሐት ምትሕብባር ልምዓት እቲ ዞባ ነተን ሃገራት ዘተኣሳስሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ግራይ ዝተኣወጀ በይናዊ ምቁራፅ ተኹሲ ኢትዮጵያ ንዘንፀላለዋ ናይ ስግኣት ክትዳሎ ስለዝግባኣ ዝተወሰነ ኢዩ – ሌ/ጀ ባጫ ደበሌ Gebremariam Weldegerima Jun 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኣብ ክልል ግራይ ዝተኣወጀ በይናዊ ምቁራፅ ተኹሲ ኢትዮጵያ ንዘንፀላለዋ ናይ ስግኣት ክትዳሎ ስለዝግባኣ ዝተወሰነ ከምዝኾነ ዋና መተሓባበሪ ህንፀት ሰራዊ ምክልኻል ፌዴሪኢ ሌተናል ጀነራል ባጫ ደበሌ ገሊፆም። ሌተናል ጀኔራል ባጫ ደበሌን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተፈላለያ ሃገራትን ዓለም ለኸ ትካላትን ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ዝኣወጀቶ ቅዋም ምቁራፅ ተኹሲ ዝበረታታዕ ከምዝኾነ ገሊፀን Gebremariam Weldegerima Jun 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለያ ሃገራትን ዓለም ለኸ ትካላትን ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ዝወሰደቶ ስጉምቲ ምቁራፅ ተኹሲ ዝበረታታዕ ከምዝኾነ ገሊፀን። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ነቲ ጉዳይ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦመግለፂ፥ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ዝወሰዶ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ሉክዘምበርግን ተደራራቢ ቀረፅ ንምትራፍ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈራሪመን Gebremariam Weldegerima Jun 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ሉክዘምበርግን ተደራራቢ ቀረፅ ንምትራፍ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈራሪመን። እቲ ስምምዕነት ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቤልጂም ሂሩት ዘመነን ሚኒስትር ገንዘብ ሉግዘምበርግ ፒዬር ግራሜግናን ተፈራሪሞምዎ፡፡ ክልቲአን ሃገራት ምትሕብባረን…
ዝንቕ ፋና ሓንቲ ኣደ ሰለስተ ዕሸላት ብሰላም ተገላጊለን Gebremariam Weldegerima Jun 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምብራቕ ጎጃም ወረዳ ሸብል በረንታ ዝነብራ ወይዘሮ ካሳነሽ ኣያሌው ሰለስተ ዕሸላት ብሰላም ተገላጊለን፡፡ እተን ኣደ ትማሊ ኣብ ቀዳማይ ብርኪ ሆስፒታል የእድ ውሃ ሓደ ወዲ ተባዕታይን ክልተ ደቂ ኣንስትዮን ኢየን ብሰላመ ተገላጊል ዘለዋ፡፡…