ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣብቲ ክልል ብዝተፈፀመ ቅትለት ኣባላት ዶብ ኣልባ ሓካይም ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ብግብረ ራዕዲ ተረፍ መረፍ ህወሓት ኣብቲ ክልል ሰብኣዊ ሓገዝ ኣብ ልዕሊ ዝገብሩ ዝነበሩ ንፁሃን ዜጋታት ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ።
ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ግዚያዊ ምምሕዳር ዶክተር አብርሃም በላይ፥…