Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ኢትዮጵያውያን ሰብ ሃፍቲ ወደብ ላሙ ንኽጥቀሙ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ሰብ ሃፍቲ ወደብ ላሙ ንኽጥቀሙ ፃውዒት ቀሪቡሎም። ዋና ሓላፊ በዓል መዚ ወደባት ኬንያ ኢንጂነር ኣብዱላሂ ሰመተር፥ ኢትዮጵያውያን ሰብ ሃፍቲ ነቲ ወደብ ንኽጥቀሙ ፃውዒት ምቕራቦም ካብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ኬንያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…

ቀሊል ባቡር ኣዲስ ኣበባ ስራሕ ካብ ዝጅምር ኣትሒዙ ልዕሊ 550 ግዘ ብኣሽከርከርቲ ጉድኣት በፂሑዎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀሊል ባቡር ኣዲስ ኣበባ ስራሕ ካብ ዝጅምር ኣትሒዙ ልዕሊ 550 ግዘ ብኣሽከርከርቲ ጉድኣት ከምዝበፅሖ ተገሊፁ። ዋና መካየዲ ስራሕ ቀሊል ባቡር ኣዲስ ኣበባ ኣይተ ሙሉቀን ኣሰፋ፥ ሎሚ መዓልቲ ቪትዝ ተሸከርካሪት ኣብ ከባቢ ኡራኤል ሓፁር እቲ መገዲ…

ህፁፅ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር ፅባሕ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳልሳይ ህፁፅ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር ፅባሕ ከምዝጅመር ዋና ኣፈጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ወይዘሮ አሚና ኣፍሊጠን። እተን ዋና ኣፈ ጉባኤ ኣሚና ሴኮ፥ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ብሰላም ድሕሪ ምዝዛሙ ዝሳለጥ ምዃኑ ፍሉይ ከምዝገብሮ…

ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ምስ ፕሬዚዳንት ሶማሌ ላንድ ሙሳ ባሂ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ምስ ፕሬዚዳንት ሶማሌ ላንድ ሙሳ ባሂ ተዛቲዮም። ትማሊ ኣብ ምርቓት ኮሪደር ወደብ በርበራ ዝተሳተፈ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ከተማ ሃርጌሳ ኣቀባብላ ተገይሩሉ። ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድን ኣመራርሓታት ክልል…

ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ዓለም ለኻዊ ደገፍ ይረክብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ዓለም ለኻዊ ደገፍ ይረክብ ከመዘሎ ተገሊፁ። እቲ ኮሚሽን ልኡኻት ምሕላው ሰብኣዊ መሰል ንምፍፃም ኮሚሽን ሰብኣዊ ሰላት ጀርመንን ዴንማርከን ከምዝድግፍዎ ተገሊፁ። ነቲ ኮሚሽን ዝግበር ዓለም ለኻዊ ደገፍ እናወሰኸ…

መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ምምሕዳር ብሄረሰብ ኣዊ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ መጀመሪ ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር ደቂ ኣንስትዮ “ሓምለዋይ ኣሰረይ ከንብር ኢየ፤ ምዕባለ ኢትዮጵያ ከረጋግፅ ኢየ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ምምሕዳር ብሄረሰብ ኣዊ ወረዳ ባንጃ ተኻይዱ። እቲ መርሃ ግብሪ ብኣተሓባባራይነት ሊግ ደቂ…

መናእሰይ ኣብ ጉዳይ ሃገሮም ዝገብርዎ እወንታዊ ተሳትፎ ንምሽቑራር ዝተዘርግሑ በትሪታት ጥፍኣት ብዝተዋደደ ስጉምቲ ክነኽሽሞም ኢና-ጊዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ መናእሰይ ትግራይ ዘነፃፀረን መናእሰይ ኣብ ጉዳይ ሃገሮም ዝገብርዎ እወንታዊ ተሳትፎ ንምሽቑራር ዝተዘርግሑን በትሪታት ጥፍኣት ምስ ኣካላት ፀፅታን ደሕንነትን ብዝተዋደደ ስጉምቲ ክነኽሽሞም ኢና ክብል ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ።…

ባንኪ ዓለም ንደቡብ ሱዳን ዝኸውን 113 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ንደቡብ ሱዳን ዝኸውን 113 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ገይሩ። እቲ ሓገዝ ኣብ ደቡብ ሱዳን ዘሎ ሕፅረት ምግቢ ንምቅላል፣ ፍርያታውነት ንምዕባይን ሓረስቶት እቲ ኸባቢን ንምሕጋዝን ዝውዕል ከምዝኾነ ተገሊፁ። ደቡብ ሱዳን፥ እቲ ባንኪ ዓለም…

መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ታሪኻዊን ሰለማዊን ድማም ዘተኣናገደ ኢዩ-ምሁራን ዩንቨርስቲ ዲላ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻድሻይ ሃገራዊ መርጫ ታሪኻዊን ሰለማዊን ድማም ዘተኣናገደ ኢዩ ከብሉ ምሁራን ዩንቨርስቲ ዲላ ገሊፆም። እቶም ምሁራን ህዝቢ ብልዑል ኩነታት ዝተሳተፈሉ ሃገራዊ ምርጫ ሓድነት ብዝበለፀ ካብ ምርግጋፅ ብተወሳኺ ጨዋነትን ስልጣነን ህዝቢ ኣብ…

ኣብ በጀት ዓመት 2013 ዓ.ም ብመርሃ ግብሪ ልዕሊ 870 ሚሊየን ብር ምድሓን ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ኣገልግሎት ወለንታ “ወለንታ ንምትሕግጋዝን ምርድዳእን” ብዝብል መሪሕ ቃል ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ። ኣብቲ መጀመሪ መርሃ ግብሪ፥ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣበቤ፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ…