መረፃ ኣብ ዝተዛዘመለን ቦታታት ጣቢያታት መረፃ ምዕፃውን ስራሕቲ ቆፀራ ምጅማር ከምዝከኣልን ቦርድ መረፃ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዜጋታት መሪፆም ኣብ ዝዛዘሙሎምን ንምምራፅ ሪጋ ዝሓዙ ዜጋታት ኣብ ዝተዛዘመለን ጣቢያታት መረፃ ምዕፃውን ስራሕቲ ቆፀራ ምጅማርን ከምዝከኣል ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትየጵያ ኣፍሊጡ።
ከይዲ ሃብ ድምፂ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ቀፂሉ እናተኻየደ ከምዝኾነ እቲ…