ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ውድድር ፈጠራ ዕድል ስራሕ ዝተዓወቱ ተወዳደርቲ ሽልማት ተበርኪቱሎም Gebremariam Weldegerima Jun 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድድር ፈጠራ ዕድል ስራሕ ተዓወትቲ ዝኾኑ 5 ተወዳደርቲ ሽልማት 840 ሺሕ ብር ተበርኪቱሎም። ማእኸል ልምዓት ኢንተርፕረነርሺፕ ኢትዮጵያ እናወዳደሮም ካብ ሞንጎ ዝነበሩ ተወዳደርቲ ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሓምሻይ ንዝወፅኡ ፈጠርቲ ስራሕ ኢዩ እቲ ሽልማት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጃፓናዊ ኮርፖሬሽን ሱምቶም ብልዕሊ 2 ቢሊየን ዶላር ኣብ ዓውዲ ቴሌኮም ኢንቨስት ከምዝገብር ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ጃፓናዊ ኮርፖሬሽን ሱምቶም ብልዕሊ 2 ቢሊየን ዶላር ኣብ ዓውዲ ቴሌኮም ኢትዮጵያ ኢንቨስት ከምዝገብር ገሊፁ። መንግስቲ ሰብ ውልቀ ሃፍቲ ወፃኢ ኣብ ዘፈር ቴሌኮም ንኽሳተፉ ብመሰረት ዝወሰዶ ውሳነ ጨረታ ካብ ዝሰዓረ ትካል ‘የግሎባል ፓርትነርሽፕ ፎር…
ቢዝነስ ህይወት ኣብ ፀገም ዝርከቡ ኣፍሪካውያን ዘመሓይሽ ስምምዕነት 1 ነጥቢ 3 ቢሊየን ዶላር ተፈሪሙ Gebremariam Weldegerima Jun 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋውንዴሽን ማስተር ካርድን ማእኸል ምክልኻልን ምቁፅፃርን ሕምማት ኣፍሪካ (ሲዲሲ) ህይወት ኣብ ፀገም ዝርከቡ ኣፍሪካውያን ዘመሓይሽ ስምምዕነት 1 ነጥቢ 3 ቢሊየን ዶላር ተፈሪሞም። እቲ ስምምዕነት ብሚሊየናት ዝቑፀሩ ኣፍሪካውያን ናብረኦም ንምምሕያሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒሰትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ኡሁሩ ኬንያታ ብምዃን ተኸላ ፈልሲ ኣካይዶም Gebremariam Weldegerima Jun 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒሰትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ኬኒያ ኡሁሩ ኬንያታ ብምዃን ተኸላ ፈልሲ ኣካይዶም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ሎሚ መዓልቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ መእታዎም ይዝከር። ፕሬዚዳንት ኡሁሩ ኣብ ፃንሒቶም ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማዕቐብ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዝፈጥሮ ፅዕንቶ ዝዝቲ መድረኽ ኣብ ድሬዳዋ ተሳሊጡ Gebremariam Weldegerima Jun 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ማዕቐብ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዝፈጥሮ ፅዕንቶ ዝዝቲ መድረኽ ኣብ ዩንቨርስቲ ድሬዳዋ ተሳሊጡ። ኣብቲ መድረኽ መምህራንን ምሁራንን ተሳቲፎም። ምክትል ፕሬዚዳንት ኣገልግሎት ማሕበረሰብ ምርምር እቲ ዩንቨርስቲ ዶክተር ሰለሞን ዘሪሁን፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ 10 ሚሊየን ፈልሲታት ንተኸላ ተዳሊዮም Gebremariam Weldegerima Jun 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ 10 ሚሊየን ፈልሲታት ንተኸላ ከምዝተዳለዉ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን ጊዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ኣብቲ ቢሮ ኣተሓባባሪ ልምዓት ሃፍቲ ተፈጥሮን ዓውዲ ምግቢ ውሕስናን ኣይተ ደስታ ገብረስላሴ ከምዝበልዎ፥ ኣብቲ ክልል ኣብ ዝርከቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Jun 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣቀባብላ ገይሮምሎም፡፡ ፕሬዚዳንት ኡሁሩ ኣብ ፃንሒቶም ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጀርመን ህፁፅ እዋን ሓገዝ ዝውዕል 8 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዩሮ ንኢትዮጵያ ሓገዝ ገይራ Gebremariam Weldegerima Jun 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጀርመን ህፁፅ እዋን ሓገዝ ዝውዕል 8 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዩሮ ንኢትዮጵያ ሓገዝ ገይራ። እታ ሃገር ዝገበረቶ ሓገዝ ብፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣቢላ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ እቲ ሓገዝ ኣብ ትግራይ ኣብ እዋን ወፍሪ ምኽባር ሕጊን ብምኽንያት ለውጢ ኣየርን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ሄግ ኣብ ዓመታዊ ኤግዚቪሽን ቱሪዝም ኔዘርላንድ ተሳቲፉ Gebremariam Weldegerima Jun 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ሄግ ኣብ ዓመታዊ ኤግዚቪሽን ቱሪዝም ኔዘርላንድ ብመርበብ ሓበሬታ ተሳቲፉ። እቲ ኤምባሲ፥ ኣብ ኤግዚቪሽን ቱሪዝም ቫካንቲብየርስ 2021 ብምስታፍ ኢዩ መባፅሕቲ ቱሪዝም ኣፋሊጡ ዘሎ፡፡ ኣብቲ ኤግዚቪሽን፥ ታሪኻዊን ባህላዊን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ዘበናዊ ማእኸል መሰልጠኒ ቡን ተመሪቑ Gebremariam Weldegerima Jun 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ሻሂን ቡንን ኢትዮጵያ ፈላማይ ዘበናዊ ማእኸል መቀነባበሪ ባሬስታን መሰልጠኒ ቡንን ኣመሪቑ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ፥ ሚኒስትር ሕርሻ ዑመር ሑሴን ሓዊሱ ላዕለዎት ሰብ መዚ መንግስቲን ሓለፍቲ ዓለም ለኸ ትካላት ተረኺቦም። ነቲ ማእኸል…