ኣብ ትግራይ ልዕሊ 5 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ግምት ዘለዎም ፍሪያታት ምግቢ ተኸፋፊሉ-ኣይተ ምትኩ ካሳ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ልዕሊ 5 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ግምት ዘለዎም ፍሪያታት ምግቢ ተኸፋፊሉ ኮሚሽነር ኮሚሸን ብሄራዊ ኣመራርሓ ስራሕን ሓደጋን ድልዉነትን ኣይተ ምትኩ ካሳ ገሊፆም።
ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ መግለፂ ብምርካብ…