ፈልሲ እናተኸልካ ሃገር ፅብቕቲ ምግባር ካብ ኩሉ ትፅቢት ዝግበር ተግባር ኢዩ -ቀ/ሚ ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈልሲ እናተኸልካ ሃገር ንክትምዕርግ ምስራሕ ካብ ኩሉ ሰብ ትፅቢት ዝግበረሉ ተግባር ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ኣብ ክልል ኣምሓራ ሳልሳይ ዙር መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር 2013 ዓ.ም…