ቢዝነስ ፋብሪካ ሽኮር ጣና በለስ ሎሚ መዓልቲ ክምረቕ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jun 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ቁፅሪ ሓደ ፋብሪካ ሽኮር ጣና በለስ ሎሚ መዓልቲ ክምረቕ ኢዩ። እቲ ፋብሪካ 2 ሚለየንን 372 ሺሕን ቶን ሽኮር ናይ ምፍራይ ዓቕሚ ከምዘለዎ ተገሊፁ። ኣብዚ ሐዚ እዋን ብሓፈሻ 13 ሺሕን 667 ሄክታር ብቃንጫ ሽኮር ዝለምዐ መሬት ዘለዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክትታት መገዲ ሎሚ መዓልቲ ክምረቑ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Jun 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብበዓል መዚ ምምሕዳር መገዲታት ዝተሃንፁ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክትታት መገዲ ሎሚ መዓልቲ ክምረቑ ኢዮም። እቶም 24 ፕሮጀክትታት መገዲ ብሓፈሻ ልዕሊ 37 ነጥቢ 6 ኪሎ ሜትሮ ንውሓትን ንእግረኛ ዝኸውን መገዲን ሓዊሱ ካብ 6 ክሳብ 40…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንሸሞንተ ዓመት ዝተጓተተ ግድብ 70 ሚኢታዊ በፂሑ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima Jun 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንሸሞንተ ዓመት ዝተጓተተ ግድብ ግንጪ ህንፀቱ 70 ሚኢታዊ ከምዝበፅሐ ቀዳማይ ሚኒሰትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ኣፈፃፅማ እቲ ፕሮጅክት ዝተሰመዖም ሓጎስ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ገሊፆም። ህንፀት እቲ ግድብ ኣዝዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፅሬት ትምህርቲ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ንምሕላው ዓሊሙ ብዙሕ ቁፅሪ ዘለዎም መምህራን ስልጠና ይወሃቦም ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅሬት ትምህርቲ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ንምሕላው ዓሊሙ ብዙሕ ቁፅሪ ዘለዎም መምህራን ስልጠና ይወሃቦም ከምዘሎ ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ዩንቨርስቲ ጋምቤላ “ፅሬት፣ ኣግባብነት፣ ፍትሓውነትን ተበፃሕነትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ኣብ ሰለስተ ዙራት ካብ 4 ነጥቢ 3 ክሳብ 4 ነጥቢ 5 ሚሊየን ንዝኾኑ ዜጋታት ሰብኣዊ ደገፍ ከምዝተገበረ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ኣፍሊጡ። Gebremariam Weldegerima Jun 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ኣብ ሰለስተ ዙራት ካብ 4 ነጥቢ 3 ክሳብ 4 ነጥቢ 5 ሚሊየን ንዝኾኑ ዜጋታት ሰብኣዊ ደገፍ ከምዝተገበረ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ኣፍሊጡ። ኣብ ቀዳማይ ዙር 4 ነጥቢ 5 ሚሊየን ከምኡውን ኣብ ካልኣይን ሳልሳይን ዙር ን4 ነጥቢ…
ቴክኖሎጂ ናይጄርያ ትዊተር ንዘይተወሰነ እዋን ክትእግዶ ምዃና ኣፍሊጣ Gebremariam Weldegerima Jun 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ናይጀርያ ትዊተር ኣብታ ሃገር ንዘይተወሰነ ግዜ ከወንዝፎ ምዃኑ ሚኒስትር ሓበሬታ ኣፍሊጡ። እቲ ውሳነ “ትዊተር ብተደጋጋሚ ሃለዋት ናይጀርያ ዝፈታተን ንጥፈታት ይካየደሉ ስለ ዘሎ’ዩ" ተባሂሉ። ትዊተር እቲ ትማሊ ዓርቢ ዝወጽአ መግለጺ…
ጥዕና ብ31 ሚሊየን ብር መበገሲ ካፒታል ዝተጣየሸ ላንሴት ስፔሻላይዝድ ማእኸል ሕክምና ተመሪቑ Gebremariam Weldegerima Jun 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብ31 ሚሊየን ብር መበገሲ ካፒታል ብኢትዮጵያውያን ሓካይም ዝተጣየሸ ላንሴት ስፔሻላይዝድ ማእኸል ሕክምና ተመሪቑ። እቲ ማእከል ሕክምና ኣብዛ ሃገር ኣብ ዘለዉ ሆስፒታላት ዝረኣዩ ድሩትነት ዓቕሚ በምሽፋን፥ ብዝተበታተኸ መገዲ ዝወሃብ ናይ ወልቀ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሚኒስቴራት ፌዴሪኢ ረቂቕ በጀት ዓመተ 2014 ልዕሊ 561 ቢሊየን ብር ንክኸውን ውሳነ ሂቡ Gebremariam Weldegerima Jun 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስቴራት ፌዴሪኢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ መበል 97 ስሩዕ ኣኼብኡ ረቂቕ በጀት ዓመተ 2014 561 ነጥቢ 7 ቢሊየን ብር ንክኸውን ውሳነ ሂቡ። እቲ ረቂቕ በጀት መፍረያይነት ንምዕባይ ዝሕግዝን ምስ መሪሕ ትልሚ 10 ዓመት…
ቢዝነስ መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ኣብ ወርሒ ሰነ ብዝነበሮ ክቕፅል ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jun 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ. ቢ.ሲ ) ኣብ ወርሒ ሰነ መሸጢ ዋጋ ፍርያት ነዳዲ ብዝነበሮ ከምዝቕፅል ሚኒስቴር ንግድን ኢንዱስትርን ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ፥ ካብ መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ኣውሮፕላን ወፃእ መሸጢ ችርቻሮ ፍሪያት ካልኦት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ መቐለ ቀፃሊ ዕለተ ሰኑይ ስሩዕ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ከምዝጅመር ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣28 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ከተማ መቐለ ካብ 30 ጉንበት 2013 ዓ/ም ጀሚሩ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ከምዝጅመር ተገሊፁ። ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ብሰንኪ ዓለም ለኻዊ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ሎሚ ዓመት ድማ ኣብ ትግራይ ብምኽኒያት ዝተፈጠረ ፖሎቲካውን ፀጥታውን ዘይምርግጋዕ…