Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ፕሮጀክታት መፈልፈሊ ሓይሊ ፃሓይ ቤልቱን ሚኖን ተመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ክልል ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ ወረዳ ቁምቢ ከተማ ሚኖን ኣብ ዞባ ቦሌ ወረዳ ሂዳን ዝተሃነፁ ፕሮጀክታት መፈልፈሊ ሓይሊ ፃሓይ ሚኖን ቤልቱን ተመሪቖም። እቶም ፕሮጀክታት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ፣ ሚኒስትር…

ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ካብ መዓድን ወርቂ ልዕሊ 505 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር መዓድንን ነዳዲን ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ካብ 6 ሺሕን 785 መዓድን ወርቂ ልዕሊ 505 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ክርከብ ከምዝኸኣለ ኣፍሊጡ። ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ሃፍቲ ተፈጥሮ፣ መስኖን ኢነርጂን፥ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ…

ካውንስል ፅሬት ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካውንስል ፅሬት ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ተጣይሹ። እቲ ካውንስል ፅሬቱ ዝሓለወ ቀፃልነት ዘለዎ ባህሊ ፅሬት ንኽፍጠር ምግባር ዘኽእል ዘይሻራዊ ካውንስል ኢዩ ተባሂሉ፡፡ ዝሰልጠነ ሓይሊ ሰብ፣ ንምርምር ብቑዓት ዝኾኑ ተመራመርቲ ምፍራይ፣…

መርሃ ግብሪ ኣፍልጦ ማሕበር ልምዓት ኦሮሚያ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ኣፍልጦ ማሕበር ልምዓት ኦሮሚያ (ኦልማ) ኣብ ፓርክ ሓድነት ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ-ግብሪ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሓዊሱ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ፣ ምክትል ቀዳማይ ሚኒትርን ሚኒሰስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ…

ስራሕቲ ዓውዲ ትራንስፖርት ፀገም ፈታሕቲ ኣብ ዝኾኑ መፅናዕቲታት ክምስረት ይግባእ – ሚኒስቴር ትራንስፖርት

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጉንበት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ስራሕቲ ዓውዲ ትራንስፖርት ፀገም ፈታሕቲ ኣብ ዝኾኑ መፅናዕቲታት ክድረኽ ከምዝግባእ ሚኒስትር ትራንስፖርት ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ ገሊፀን። ኣብ ፕሮግራም ምትእስሳርን ተበፃሕነትን መገዲ ገፀር ከምኡ እውን መሰረተ ልምዓት መገዲ ንምቁፅፃርን…

ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ሪጅን ሰሜን ምብራቕ ምብራቕ ኣገልግሎት ኢንተርኔት 4ጂ ኣጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ኣርባዕተ ከተማታት ሪጅን ሰሜን ምብራቕ ምብራቕ ኣገልግሎት ኢንተርኔት ራብዓይ ትውልዲ (4ጂ) ኣጀሚሩ እቲ ትካል ኣብ ከተማታት ሰመራ፣ ሎጊያ፣ ኣሳኢታን ኣዋሽ ሰባት ኪሎን ኢዩ ፕሮጀክት ምስፍሕፋሕ ኣገልግሎት ሞባይል 4ጂ ኤል…

ፕሬዚዳንት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተሰርሑ ዝርከቡ ስራሕቲ ሪፎርም ጎብኒዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ፕሬዚዳንት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ዶክተር ኣኪንውሚ ኣዴሲናን ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተሰርሑ ዝርከቡ ስራሕቲ ሪፎርም ጎብኒዮም። ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ፥ ዶክተር አኪንውሚን…

ኣብ ትግራይ ምስ ዝተፈፀመ ቅትለት ሰለማውያን ዜጋታትን ፆታዊ ዓመፅን ብምትሕሓዝ ኣብ ልዕሊ 53 ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ክሲ ተመስሪቱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ምስ ዝተፈፀመ ቅትለት ሰለማውያን ዜጋታትን ፆታዊ ዓመፅን ብምትሕሓዝ ኣብ ልዕሊ 53 ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ክሲ ከምዝተመስረተ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴራል ኣፍሊጡ። ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴራል ዶክተር ጌዲዮን ጢሞቴዎስ ምስ…

ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ምስ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫኪር ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ማይ መስኖን ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ምስ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫኪር ማያርዲት ተዛቲዮም። እቶም ሚኒስትር ካብ ቀዳማይ ኣቢይ ኣሕመሰድ ዝተልኣኸ መልእኽቲ ንፕሬዚዳንት ሳልቫኪር ኣብፂሖም፡፡ ኣብቲ እዋን ዘተኦም ኣብ…

ፕሬዚዳንት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ዶክተር ኣኪንውሚ ኣዴሲና ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። ቀዳማይ ሚኒሰስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዝፀሓፉዎ ፅሑፍ፥ ንዶክተር ኣኪንውሚ ኣዴሲና “ሓቀኛ ውላድ…