Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ንዝካየድ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ዝውዕል 400 ሺሕ ዩሮ ሓገዝ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ጣሊያን ብሚኒሰስቴር ገንዘብን ዓለም ለኸ ምትሕብባርን ኣቢሉ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝካየድ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ዝውዕል 400 ሺሕ ዩሮ ሓገዝ ገይሩ። እቲ ሓገዝ ገንዘብ፥ ዴሞክራሲ ኢትዮጵያ ንምጥንኻር መረፃ ምድጋፍ ዝብሃል ፕሮጀክት ፕሮግራም…

ኣብ ከተማ መቐለ 25 ሺሕ ንዝኾኑ ኣባይቲ ኣገልግሎት ዝህብ ዝርገሐ መስመር ኤሌክትሪክ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጉንበት 26፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ሓደሽቲ መንደራት ዝርከቡ ልዕሊ 25 ሺሕ ኣባይቲ ኣገልግሎት ዝህብ ሓዱሽ ዝርገሐ መስመር ኤሌክትሪክ እናተሳለጠ ምዃኑ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ቤት ፅሕፈት ክልል ትግራይ ገሊፁ፡፡ የኤሌክትሪክ መስመር ዝርጋታ…

ኣምባሳደር ኣለምፀሃይ ምስ ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኡጋንዳ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍልይቲ ልእኽቲን በዓልቲ ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደርን ኢትዮጵያ ኣብ ኡጋንዳ ኣለምፀሃይ መሰረት ምስ ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኡጋንዳ ኦሪየም ኦኬሎ ተዛቲየን። ኣብ ዘተአን ድማ ብዛዕባ ክልተኣዊን ዞባዊን ጉዳያት ዝምልከት ልዝብ ኣካይደን፡፡…

ኣብ ክልል ትግራይ ትልሚ መትከሊ እግሪ ህፁፅ እዋን ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ገንዘብን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይን ኣብ ክልል ትግራይ ትልሚ መትከሊ እግሪ ህፁፅ እዋን ዕላዊ ገይሮም። እቲ ትልሚ፥ ኣብ ነበርቲ እቲ ክልል ማሕበራዊ ሓድነት፣ ምትእምማንን ምርግጋእን መሊስካ ብምህናፅ ሰላምን ተረባሕነትን ነበርቲ…

ንዲፕሎማሰኛታትን ገበርቲ ሰናይ ትካላትን መንግስቲ ኣብ ክልል ትግራይ እናገበሮ ብዛዕባ ዘሎ ሰብኣዊ ሓገዝን መሊስካ ህንፀትን ዝምልከት መብርሂ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ኣብ ክልል ትግራይ እናገበሮ ብዛዕባ ዘሎ ሰብኣዊ ሓገዝን መሊስካ ህንፀትን ዝምልከት መብርሂ ንዲፕሎማሰኛታት፣ ዓለም ለኸ ገበርቲ ሰናይ ትካላትን ኣካላት ውድብ ሕቡራት መንግስታትን ተዋሂቡ። ብኣሰናዳእነት ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ሚኒስቴር…

19 ሺሕን 739 ጠያይቲ ናብ ባህርዳር ንምእታው ዝፈተኑ ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)19 ሺሕን 739 ተተኮስቲ ጠያይቲ ኣብ ባጃጅ ፅዒኖም ናብ ባህርዳር ንምእታው ዝፈተኑ ክልተ ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ምውዓሉ ኮሚሽን ጉምሩኽ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ባህርዳር ኣፍሊጡ። መካየዲ ስራሕ እቲ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ኣይተ ኣለነ መሃሪ…

ትካላት ኣሜሪካ ኣብ ዓውዲ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢኔቬሽንን ኢትዮጵያ ንምውፋር ድሌት ከምዘለዎም ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ብምኽትል መራሒ ሚሲዮን ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ዴቪድ ሬንዝ ምስ ዝተመርሐ ኣባላት ኮሚቴ ድሕንነት ተመረፅቲ ሴኔት ኣሜሪካ ተዛቲዮም፡፡ ክልቲአን ሃገራት ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ትካላተን ብሓባር ክሰርሓ ዝኽእላሉን እቲ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከባ ዩኒቨርሲቲታት ብሓባር መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ጀሚረን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከባ ዩኒቨርሲቲታት ብሓባር መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር ጀሚረን። እተን ትካላት ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ፣ ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዲስ ኣበባ፣ ሜትሮ ፖሊታን ዩኒቨርሲቲ ኮተቤን ቴክኒካል ዩኒቨርሲቲ…

ተናሓናሕቲ ውድባት እስራኤል ሓዱሽ መንግስቲ ንምጥያሽ ተስማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መራሒ ፓርቲ ሺ ኣቲድ ያይር ላፒድ ሸሞንተ ፓርቲታት ዘካተተ ጥሙር መንግስቲ ንምጥያሽ ምስምዕመዖን ዕላዊ ገይሮም፡፡ እቶም ርቲታት ብዙር ንምምሕዳር ዝተስማዕምዑ እንትኾኑ፥ መራሒ ፓርቲ ያሚና ናፍታሊ ቤኔት ንፈለማ ቀዳማይ ሚኒስትር ክኾኑ ኢዮም…

ኣምባሳደር ይበልጣል ኣእምሮ ምስ ኣምባሳደራት ፈረንሳይ፣ ህንዲን ጃፓንን ኣብ ሱዳን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵ ኣብ ሱዳን ይበልጣል ኣእምሮ ምስ ኣምባሳደራት ፈረንሳይ፣ ህንዲን ጃፓንን ኣብ ሱዳን ተዛቲዮም። እቶም ኣምባሳደር፥ ምስ ኣምባሳደር ፈረንሳይ ኣብ ሱዳን ኢማኑኤሌ ብላትማን፣ ኣምባሳደር ህንዲ ራቪንድራ ፕራሳድን ኣምባሳደር ጃፓን…