Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ናይ ሕሶት ሰነድ ብጥቃም ናብ ሃገር እናኣተወ ዝነበረ ገጀራ ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ሕሶት ሰነድ ብጥቃም ናብ ውሽጢ ሃገር እናኣተወ ዝነበረ ገጀራ ከምዝሓዘ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ። ቅድሚ 15 መዓልቲ ብሽም ኣምፃኢ ዳዊት የማነ በዝሖም 186 ሺሕን 240 ዝኾኑ ገጀራታት ኣብ ኣርባዕተ በዓል 20 ጫማ ኮንቴነራት ካብ ቻይና…

ካልኣይ ዙር ክታበት ኮቪድ 19 ንምጅማር ዘኽእል ምድላው ይግበር ኣሎ-ሚኒስቴር ጥዕና

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ ዙር ክታበት ኮቪድ 19 ንምጅማር ዘኽእል ምድላው ይግበር ከምዘሎ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጥዕና ወይዘሮ ሰሃረላ ኣብዱላሂ ኣፍሊጠን። ክታበት ኣስትራዜኒካን ሲኖ ፋርምን ካብ መፈለምታ ወርሒ መጋቢት ጀሚሩ ቀዳማይ ዙር ምሃብ ምጅማሩ ይዝከር።…

ሰለማዊን ዴሞክራሲያዊን ምርጫ ንምክያድ መዳርግቲ ኣካላት ሓላፍነቶም ክዋፅኡ ይግባእ-ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻድሻይ ሃገራዊን ክልላውን ምርጫ ሰለማዊን ዴሞክራሲያዊን ንክኸውን ኩሎም መዳርግቲ ኣካላት ሓላፍነቶም ክዋፅኡ ይግባእ ክብል ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ሓቲቱ። ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ኣደም ፋራህ፥ እቲ ምርጫ ሰለማዊ፣ ዴሞክራሲያዊን ብህዝቢ…

298 ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)298 ኢትዮጵያውያን ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ተመሊሶም። እቶም ተመለስቲ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጉዳያት ቆንስላ ጀነራል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣቀባብላ ከምዝገበሩሎም ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቓል እቲ…

2ይ ሃገር ለኸ መድረኽ  ውድድር ክእለት፣ ቴክኖሎጂን ምርምር ተግባራዊ መፅናዕቲን ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)2ይ ሃገር ለኸ መድረኽ  ውድድር ክእለት፣ ቴክኖሎጂን ምርምር ተግባራዊ መፅናዕቲን ተዛዚሙ። እቲ ውድድር ካብ 12 ሚያዝያ 2013 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ቴክኒክ ኢትዮጵያ እናተኻየደ ዝፀንሐ እንትኸውን፥ ብሰዓራይነት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ…

ልዕሊ ብር 30 ሚሊየን ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባን ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ጉምሩክ ካብ 7 ክሳብ 14 ሚያዝያ ኣብ ዘሎ ሓደ ሰሙን ልዕሊ ብር 30 ሚሊየን ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ወፃእቲን ኣተውቲን ኣቑሑት ኮንትሮባን ከምዘሓዘ ኣፍሊጡ። ኣብ ኣተውቲ ኮንትሮባንድ፥ ልዕሊ ብር 25 ሚሊየን ዘውፅኡ ክዳውንቲ፣…

ሽዱሽተ ትካላት ንክልተ ሓደሽቲ ፍቓዳት ቴሌኮሙዩኒኬሽን ንዝወፅአ ጨረታ ሰነድ ኣእትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሽዱሽተ ዓለም ለኸ ትካላት ንክልተ ሓደሽቲ ፍቓዳት ቴሌኮሙዩኒኬሽን ንዝወፅአ ጨረታ ሰነድ ኣእትዮም። እቲ ሰነድ ጨረታ ዝኣትወሉ እዋን ሎሚ መዓልቲ ሰዓት 4 ንጎሆ ተዛዚሙ። እቶም ዓለም ለኻዊ ትካላት ሳፋሪኮም ካብ ኬንያ፣ ቮዳፎን ካብ ብሪታኒያ…

ኣብ ሞቃዲሾ ምንዋሕ ዘበነ ስልጣን ፕሬዚደን ፋርማጆ ስዒቡ ብዝተፈጠረ ዘይምስምዕማዕ ናዕቢ ተፈጢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሶማሊያ ምንዋሕ ዘበነ ስልጣን ፕሬዚደን ሞሓመድ ፋርማጆ ስዒቡ ብዝተፈጠረ ዘይምስምዕማዕ ኣብከተማ ሞቃዲሾ ናዕቢ ተፈጢሩ። እቲ ናዕቢ፥ ኣብ ሞንጎ ሓይሊታት ፀፅታ ነቶም ፕሬዚዳንት ዝድግፉን ዝቃወሙን ኢዩ ተባሂሉ፡፡ ኣብ ጥቓ ቤተ መንግስቲ…

ኣብ ኣፍሪካ ብቫይረስጀኮሮና ዝተለኸፉ ቁፅሪ ሰባት ልዕሊ 4 ነጥቢ 5 ሚሊየን በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ብቫይረስጀኮሮና ዝተለኸፉ ቁፅሪ ሰባት ልዕሊ 4 ነጥቢ 5 ሚሊየን በፂሑ። ብመሰረት እዚ ኣብታ ኣህጉር በቲ ቫይረስ ዝልከፍ ሰብ ካብ እዋቀን ናብ እዋን ክብ ይብል ከምዘሎ ተገሊፁ። ብሰንኪ እቲ ቫይረስ ሀይወቶም ዝሰኣኑ እውን ልዕሊ…

ኣብ ትግራይ ንፀገም ዝተጋለፁ ዜጋታት ዝሕግዙ ወልታውያን መናእሰይ ተመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ንፀገም ዝተጋለፁ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ዝሕግዙ 1 ሺሕን 100 ወልታውያን መናእሰይ ተመሪቖም። ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ምስ ሚኒቴር ሰላም ንሓደ ወርሒ ኣብ ዩንቨርስቲ መቐለ ዘሰልጠኖም መናእሰይ ከምዝኾኑ ተገሊፁ።…