ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መናእሰይ ከተማ ደሴ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንምድምሳስ ናብ ግንባር ተንቀሳቒሶም Gebremariam Weldegerima Oct 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መናእሰይ ከተማ ደሴ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንምድምሳስ ናብ ግንባር ይንቀሳቐሱ ኣለዉ። ገብረ ራዕዲ ህወሓት ንዓመታት እንትብድሎም ዝፀንሑ እቶም መናእሰይ፥ ዳግማይ በደል ክንሕከም እንኽእለሉ ምኽኒያት የለን” ኢሎም። ስለዝኾነ ብኣሽሓት ዝቑፀሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ሃገረይ ኣብ እትደሊየኒ ግዳጅ ብምስላፍ ግደይ ክዋፃእ ኢየ-ወዲ 58 ዓመት ከታቲ Gebremariam Weldegerima Oct 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ዓውደ ኲናት ዓሊሞም ተኳሲ ከምዝኾኑ ይዝረበሎም። ኣብ ውሽጦም ዘሎ ፍቕሪ ሃገር ስምዒት፣ ኣይሰዓርን በሃላይነትን ጥንካረን ድማ ኣብ እዋን መንእሰይነቶም ማዕረ ብዝኾነ መንፈስ ነህልውና ሃገር ንክስለፉ ገይሩዎም ኢዩ። ኣብ ግንባር ጋሽና ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኮሚሽነር ዓለም ለኸ ምትሕባባር ሕብረት ኣውሮፓ ጁታ ኡርፒላይነን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Oct 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኮሚሽነር ዓለም ለኸ ምትሕባባር ሕብረት ኣውሮፓ ጁታ ኡርፒላይነንን ምስ ፍሉይ ተወካሊ እቲ ሕብረት ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዶክተር ኣንቴ ዌበርን ተዛቲዮም። ኮሚሽነር ጁታ…
ስፓርት ኬንያዊት ኣትሌት ፌዝ ኪፕዮገን ኣብ ዓቢዪ ጉያ ኢትዮጵያ 2014 ናይ ክብሪ ጋሻ ክትከውን ኢያ Gebremariam Weldegerima Oct 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኬንያዊት ኣትሌት ፌዝ ኪፕዮገን ኣብ ቶታል ኢነርጂ ዓቢዪ ጉያ ኢትዮጵያ 2014 ናይ ክብሪ ጋሻ ከምትኸውን ዓቢዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣትሌት ፌዝ ብ1 ሺሕን 500 ሜትሮ ውድድር ጉያ ኣብ ሪዮ ኦሎምፒክ ተዓዋቲት ከምዝኾነት ይፍለጥ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ወፃኢ ዓዲ ምስ ዝነብሩ መራሕቲ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ተዛቲይም Gebremariam Weldegerima Oct 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ኣሜሪካን ካናዳን ምስ ዝነብሩ መራሕቲ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ተዛቲይም። እቲ ዘተ ብቀንዱ፥ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታትን ኣብዚ ፈታኒ እዋን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ንሃገረይ ኣይኮነን ምድራፍ ክሳብ ግንባር ብምኻድ መስዋእትነት ንምኽፋል ድልው ኢየ” – ድምፃዊ መስፍን በቀለ Gebremariam Weldegerima Oct 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ከፍርስ ኢይ ኢሉ ምስ ዝመፅእ ዝኾነ ይኹን ሓይሊ ንምቅላስ ኣይኮነን ምድራፍ ክሳብ ግንባር ብምኻድ መስዋእትነት ንምኽፋል ድልው ኢየ ክብል ድምፃዊ መስፍን በቀለ ገሊፁ። ድምጻዊ መስፍን በቀለ ንኢፕድ ከምዝበሎ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተፈጠረ ኲናት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዝደንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ምስ ኮሚሽነር ጁታ ኡርፒላይን ኣብ ቤት ፅሕፈተን ኣዘራሪበን Gebremariam Weldegerima Oct 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዝደንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ንኮሚሽነር ዓለም ለኸ ምሕዝነት ሕብረት ኣውሮፓ ጁታ ኡርፒላይነን ኣብ ቤት ፅሕፈተን ተቐቢለን ኣዘራሪበን። ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ሕብረት ኣውሮፓን ብዛዕባ ዘሎ ዝፀንሐ ርክብ ኣመልኪተን ተዛቲየን። ኮሚሽነር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቻይና ብሽፋን ሰብኣዊ ሓገዝ ኣብ ውሽጣዊ ጉዳያት ኢትዮጵያ ጣልቃ ዝኣትዉ ሓይሊታት ትቃወም ኢያ-ፕሬዚደንት ሺ ዢንፒንግ Gebremariam Weldegerima Oct 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ብሽፋን ሰብኣዊ ሓገዝ ኣብ ውሽጣዊ ጉዳያት ኢትዮጵያ ጣልቃ ዝኣትዉ ሓይሊታት ትቃወም ኢያ ክብሉ ፕሬዚደንት እታ ሃገር ሺ ዢንፒንግ ገሊፆም። እቶም ፕሬዚዳንት፥ ቻይና ጠበቓ ዓም ለኻዊ ድንጋገታት፣ ዓለም ለኻዊ ፍትሓውነትን ፍትሒ ብምሕላውን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ደጀንነት ድጋፍና ኣጠናኺርና ክንቅፅል ኢና ክብሉ ነጋዶ ከተማ ደሴ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Oct 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊታት ፀጥታ ኣብ ልዕሊ ግጅለ ራዕዲ ህወሓት ዝወስድዎ ዘለዉ ስጉምቲ ብምድጋፍ ደጀንነትና ኣጠናኺርና ክንቅፅል ኢና ክብሉ ነጋዶ ከተማ ደሴ ገሊፆም። እቶም ነጋዶ ንግዜኢ ከምዝበልዎ፥ ህልውና ሃገር ንምሕላው ንዝወፈሩ ሓይሊታት ድጋፍ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ዝውሰድ ዘሎ መጥቃዕቲ ነቲ ጉጅለ ራዕዲ ብምድኻም ዓወት ብቐሊሉ ንምሕፋስ ዝሕግዝ ኢዩ- ብርጋዴር ጀነራል ካሳዬ ጨመዳ Gebremariam Weldegerima Oct 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ዝውሰድ ዘሎ መጥቃዕቲ ምንቅስቓስ እቲ ጉጅለ ራዕዲ ብምድኻም ዓወት ብቐሊሉ ንምሕፋስ ዝሕግዝ ኢዩ ክብሉ ነበር ናይ ቀደም ኣባል ሰራዊት ብርጋዴር ጀነራል ካሳዬ ጨመዳ ተዛሪቦም። እቲ ሓይሊ ኣየር ልክዕ ከምናይ ትማሊ ኣብ ልዕሊ…