ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ሸሊኹ ኣብ ዝኣተወሎም ከባቢታት ዞባ ደቡብ ወሎ ይውቃዕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ሸሊኹ ኣብ ዝኣተወሎም ከባቢታት ዞባ ደቡብ ወሎ ይውቃዕ ኣሎ ክብሉ ዋና ኣመሓዳሪ እቲ ዞባ ገሊፆም። ዋና ኣመሓዳሪ እቲ ዞባ ኣይተ ኣብዱ ሁሴን እዋናዊ ኩነታት ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃብዎ ጋዜጣዊ መግለፂ፥ ብጥምረት ሓይሊታት ፀፅታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክኸፋፍሉና ዝመፅኡ እኩይ ድምፅታት ብሓባር ክንስዕሮም ኢና-ወ/ሮ አዳነች አቤቤ Gebremariam Weldegerima Oct 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክኸፋፍሉና ዝመፅኡ እኩይ ድምፅታት ብሓባር ክንስዕሮም ኢና ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወ/ሮ አዳነች አቤቤ ገሊፀን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን፥ ብሓድነትን ፅንዓትን ደው ክንብል ኢና፤ ኢትዮጵያ ምስዓር ፈፂሙ ኣይከኣልን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናሕሶት ፕሮፓጋንዳ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ገስጋስ ዓወት ሰራዊትና ኣየዓግቶን – ሚኒስቴር ሰራዊት ምክልኻል Gebremariam Weldegerima Oct 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ናሕሶት ፕሮፓጋንዳ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ገስጋስ ዓወት ሰራዊትና ኣየዓግቶን ክብል ሚኒስቴር ሰራዊት ምክልኻል ገሊፁ። እቲ ሚኒስቴር ኣብቲ ጉዳይ ኣድሂቡ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ካብ ዝፍለጠሎም ሜላታት ሓደ ሓሶት ከምዝኾነ ኣብሪሁ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጁንታ ዘጋወሖ ናይ ሓሶት ፕሮፓጋንዳ ንደሓር ብምባል ኩሉ ሰብ ሃገሩ ክሕሉ ይግባእ – ነበርቲ ከተማ ኮምቦልቻ Gebremariam Weldegerima Oct 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ከተማ ኮምቦልቻ ብዝገበሮ ትዕዝብቲ ኣብታ ከተማ ሰላማዊ ምንቅስቓስ ከምዘሎ ተመልኪቱ። ኣብታ ከተማ ዝርከቡ ትካላት ሕክምና፣ ኣቢያተ መድሓኒት፣ ኣቢያተ ንግዲ፣ ኣገልግሎታት ትራንስፖርትን ትካላት መውሃቢ ኣገልግሎት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ ምስ ኣምባሳደር እንግሊዝ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Oct 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ሚኒስትር ከተማን መሰረተ-ልማትን ወይዘሮ ጫልቱ ሳኒ ምስ ኣምባሳደር እንግሊዝ ኣብ ኢትዮጵያ ኣላስታር ማክፋይል ኣብ ሓበራዊ ጉዳያት ኣድሂበን ተዛቲየን። እቲ ዘተ፥ ኣብዚ ሕዚ እዋን መንግስቲ ኣብ ከተማታት ዝረአ ስእነት ስራሕ፣ ሕፅረት መንበሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ጃፓን ንኢትዮጵያ ዝኸውን 478 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ናውቲ ሕክምና ገይሩ Gebremariam Weldegerima Oct 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)መንግስቲ ጃፓን ንኢትዮጵያ ዝኸውን 478 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ናውቲ ሕክምና ገይሩ። እቲ ሓገዝ ብሚኒስቴር ጥዕና ኣቢሉ ከምዝተገበረ ተሓቢሩ፡፡ ማሽን ተንቀሳቓሲ ኤክስሬይ፣ ኣልትራሳውንድ፣ ናይ ሆስፒታል ዓራታትን ካልኦት ናውቲ ሕክምናን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መቐለ ኲሓ ከባቢ ዝርከብ ትካል መሰልጠኒ ፍሉይ ሓይሊ ብሓይሊ ኣየር ተወቒዑ Gebremariam Weldegerima Oct 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መቐለ ኲሓ ከባቢ ዝርከብ ትካል መሰልጠኒ ፍሉይ ሓይሊ ሎሚ መዓልቲ ብሓይሊ ኣየር ተወቒዑ። እቲ ትካል ኣብዚ ሕዚ እዋን ብዙሓት ዕጡቓት እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ እናሰልጠኑሉ ዝርከብ ትካል ከምዝኾነ ካብ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ዝረኸብናዮ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ናይጄሪያ ዲጂታል ዕድጊት ብምጥቃም ፈላመይቲ ኣፍሪካዊት ሃገር ኮይና Gebremariam Weldegerima Oct 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ናይጄሪያ ዲጂታል ዕድጊት ብምጥቃም ፈላመይቲ ኣፍሪካዊት ሃገር ከምዝኾነት ተገሊፁ። ማእኸላይ ባንኪ ናይጄሪያ፥ ዕድጊት ወፃኢ ንምንካይን ስርዓት ፋይናንስ ንምዝማንን ከምኡ እውን ንምድንፋዕ ናብ ዕድጊት ዲጂታል ገንዘብ ከምዝተፀምበረ ኣፍሊጡ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ኢንዱስትሪ ሓፂን ዎዳ ዑደት ኣካይዶም Gebremariam Weldegerima Oct 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ኢቶ ታካኮ፣ ኮሚሽነር ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ለሊሴ ነሜ ከምኡ እውን ዝምልከቶም ኣካላት ኣብ ኢንዱስትሪ ሓፂን ዎዳ ዑደት ኣካይዶም። ድሕሪ እቲ ዑደት እተን ሓለፍቲ ምስ ኣመራርሓታት እቲ ፋብሪካ ዝተዛተዩ እንትኾኑ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 4ይ ምርኢት ንግዲ ቻይና ኣብ ዕዳጋ ቡን ኢትዮጵያ ሰፊሕ ዕድል ሒዙ መፂኡ Gebremariam Weldegerima Oct 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ራብዓይ ዙር ምርኢት ንግዲ ወፃኢ ቻይና ኣብ ዕደዳጋ ቡን ኢትዮጵያ ሰፊሕ ዕድል ሒዙ ከምዝመፅ ተሓቢሩ። መካየዲ ስራሕ ዝዓበየ ኣፍራዪን ለኣኺን ቡን ኣብ ኢትዮጵያ ኣይተ እስራኤል ደገፋ ምስ ሺንዋ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ትካሎም ኣብቲ ምርኢት ብምስታፍ…