ኣብ ቤልግሬድ ውድድር ጉያ ውሽጢ ገዛ ደቂ ኣንስትዮ 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሳልሳይ ብምውፃእ ተዓዊተን
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤልግሬድ ውድድር ጉያ ውሽጢ ገዛ ዓለም 2022 ምሸት 4:35 ብደቂ ኣንስትዮ 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ዝተገበረ ውድድር ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሳልሳይ ብምውፃእ ተዓዊተን።
ኣብቲ ውድድር ኣትሌትጉዳፍ ፀጋይ ቀዳመይቲ ብምውፃእ…