Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

July 2022

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብቲ በጀት ዓመት ልዕሊ 405 ሺ ንዝኾኑ ዜጋታት ዕድል ስራሕ ተፈጢሩ – ከንቲባ አዳነች አቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብቲ በጀት ዓመት ን405 ሺሕን 536 ዝኾኑ ዜጋታት ዕድል ስራሕ ከምዝተፈጠረ ከንቲባ እቲ ምምሕዳር ኣዳነች አቤቤ ገሊፀን። እተን ከንቲባ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ኣመልኪተን ኣብ ዝገበረኦ መደረ፥ ኣብቲ በጀት ዓመት ን350 ሺሕ ዜጋታት…

ኢትዮጵያ ሽቶታት ዘላቒ ልምዓት ንምዕዋት እናገበረቶ ትርከብ ፃዕሪ ብኣብነት ክውሰድ ዝኽል ከምዝኾነ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ሽቶታት ዘላቒ ልምዓት ንምዕዋት እናገበረቶ ትርከብ ፃዕሪ ብኣብነት ክውሰድ ዝኽእል ከምዝኾል ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ዶክተር ፍፁም ኣሰፋ ገሊፀን። ኣብ ኒውዮርክ ዝተኻየደ ዳህሳስ ኣብ ፍቓድ ዝተመርኮሰ ሽቶ ዘላቒ ልምዓት፥ ኢትዮጵያ ናይ…

ትኬት ሎተሪ ብዲጂታል ኣማራፂ ንምቕራብ ዘኽእል ስምምዕነት ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ብሔራዊ ምምሕዳር ሎተሪን ትኬት ሎተሪ ብዲጂታል ኣማራፂ ንምቕራብ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈራሪሞም። ዋና ዳይሬር ብሄራዊ ሎቶሪ ኣይተ ገረመው ጋርጄ እቲ ስምምዕነት ኣብ ዝተገበረሉ እዋን ስምምዕነት፥ እቲ ምምሕዳር ኣብ ዝሓለፉ 60 ዓማውቲ…

ሃገርና ዝጀመረቶ ጉዕዞ ምዕባለ ትፅቢት ዝግበረልና ኣስተዋፅኦ ብምብርካት ዝተኸበረት ኢትዮጵያ ንወለዶ ክነረክብ ኢና – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ዘመናዊ ህንፀት ሰራዊት ጋህዲ ካብ ምግባር ሓሊፉ ሃገርና ዝጀመረቶ ጉዕዞ ምዕባለ ትፅቢት ዝግበረልና ኣስተዋፅኦ ብምብርካት ዝተኸበረት ኢትዮጵያ ንወለዶ ክነረክብ ኢና ክብሉ ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም።…

ዝገጠመና ማሕለኻ ንምስጋር ማሕበራዊ ክብርታትና ክነጠናኽር ይግባእ – ኣፈ ጉባዔ ታገሰ ጫፎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከም ሃገር ዘጋጠሙ ሰብ ስራሕን ተፈጥሮኣዊን ማሕለኻታት ንምስጋር ካብ ዝኾነ ይኹን እዋን ንላዕሊ ማሕበረሳዊን ተፈጥሮኣዊን ክብርታት ምክንኻን ከምዝግባእ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም። ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን…

ግብረ ራዕዲ ይኹን ወራሪ ሓይሊ ንምድምሳስ ኣብ ዘተኣማምን ወታደራዊ ቁመና ንርከብ – ሜጄር ጀኔራል ናስር ኣባዲጋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”መንግስቲ ብዝህበና ትእዛዝ መሰረት ብምግባር ግብረ ራዕዲ ይኹን ወራሪ ሓይሊ ሙሉእ ብሙሉእ ንምድምሳስ ኣብ ዘተኣማምን ወታደራዊ ቁመና ንርከብ” ክብሉ ሜጄር ጀኔራል ናስር ኣባዲጋ ገሊፆም። ኣብ እዚ ደቡብ ዘርከብ ሜካናይዝድ ክፍለ ጦር ካብ ዝኾነ ይኹ…

ጉባኤ ቤት ምኽሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)3ይ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ 1ኛ ዓመት ዘበን ስራሕ 3ይን መዛዘሚ እቲ በጀት ዓመትን መክያድ ጀሚሩ፡፡ እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ጉባኤኡ፥ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ በጀት ዓመት 2014 እቲ ምምሕዳር ከተማን ብቤት ዕዮ ዋና ኦዲተር እቲ ምምሕዳር ፀብፃብ…

ኣብ ከተማ ጋምቤላ ሰዓት እቶ እቶ ተኣዊጁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2011 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ጋምቤላ ሰዓት እቶ እቶ ከምዝተኣወጀ ተገሊፁ። ምስ እዋናዊ ኩነታት ብምዝማድ ኣብታ ከተማ ዝረኣዩ ዘይሕጋዊ ምንቅስቓሳት ንምቁፅፅር እቲ ገደብ ሰዓት እቶቶ ምእዋጁ ቤት ሕፈት ጉዳያት ኮሚኒኬሽን መንገስቲ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ስለዝኾነ ኣብ…

መበል 41 ስሩዕ ኣኼባ ኣፈፀምቲ ሕብረት ኣፍሪካ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 41 ስሩዕ ኣኼባ ኣፈፀምቲ ሕብረት ኣፍሪካ ተጀሚሩ። ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ኣብቲ መድረኽ ይሳተፍ ኣሎ። ኣብ ዋና ከተማ ዛምቢያ ዝኾነት ሉሳካ  ዝካየድ…

ኣይተ ምትኩ ካሳ ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብገበን ግዕዝይና ብምጥርጣር ትማሊ ኣብ ቀይዲ ዝወዓሉ ነበር ኮሚሽነር ኮሚሽን ምሕደራ ስግኣት ሓደጋን ኣመራርሓ ስራሕን ሎሚ መዓልቲ ኣይተ ምትኩ ካሳ ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም። ኣይተ ምትኩ ካሳን ኢያሱ ምትኩን ናብ ቀዳማይ መጋባእያ እዋን ቆፀሮ ላዕለዋይ…