Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

July 2022

ዝተተለመሉ ድጎማ ነዳዲ ተግባራዊ ምዃን ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንህዝቢ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ዝህባ ተሸከርከርቲ ጥራሕ ተረባሕቲ ዝገብር ዝተተለመሉ ድጎማ ነዳዲ ካብ ሎሚ መዓልቲ 29 ሰነ 2014 ዓም ጀሚሩ ተግባራዊ ምዃን ከምዝጀመረ ሚኒቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣፍሊጡ። ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ዝርከባ ንህዝቢ…

መንግስቲ ኣብ መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ምምዕርራይ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኣብ መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ምምዕርራይ ገይሩ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኣዲስ ኣበባ፦ ንሓደ ሊትሮ ቤኒዚን 47 ብርን 83 ሳንቲምን፣ ናፍጣ 49 ብርን 09 ሳንቲምን፣ ኬሮሲን 49 ብርን 02 ሳንቲምን፣ ቀሊል ፀሊም ናፍጣ 53 ብርን 10 ሳንቲምን፣…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ጉጅለ ልኡኾምን ኣብ ኬኒያ ዝነበሮም ፃንሒት ብምዝዛም ናብ ኢትዮጵያ ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ጉጅለ ልኡኾምን ኣብ ኬኒያ ዝነበሮም ፃንሒት ብምዝዛም ናብ ኢትዮጵያ ተመሊሶም። ኣብ ኬንያ ናይሮቢ ዝተሳለጠ መበል 39 ጉባኤ ርእሳነ ብሄርን መራሕቲን ኣባል ሃገራት ኢጋድ ኣብ ዝተፈላለዩ ናይ ሓባር ዛዕባታት መግለፂ…

ኢትዮጵያ ብዓውዲ ሕርሻ ዘለዋ ምቹእ ኩነታት ንምጥቃም ተዳሊና ኢና-ትካል ቀረብ ሕርሻን እንስሳተን ስዑዲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብዓውዲ ሕርሻ ዘለዋ ምቹእ ኩነታት ንምጥቃም ተዳሊና ኢና ክብል ትካል ቀረብ ሕርሻን እንስሳተን ስዑዲ ኣፍሊጡ። ኣምባሳደር ሌንጮ ባቲ ምስ ሓላፊ ዋና መምርሒ እቲ ትካል ኢንጅነር ሱለይማን ኣብዱራህማን ኣሩመይሒ ተዛቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥…

ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ መንጎአን ዘለዉ ዘይምርድዳኣት ብሰለማዊ ዘተ ንምፍታሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ መንጎአን ዘለዉ ዘይምርድዳኣት ብሰለማዊ ዘተ ንምፍታሕ ተስማዕሚዐን። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣቦ መንበር ሉእላዊ ቤት ምኽሪ ሽግግር መንግስቲ ሱዳን ሌተናል ጀነራል ኣብዱልፈታህ ኣል ቡርሃን ኣብ ኬኒያ ናይሮቢ ሎሚ…

ሚኒስቴር መዓድን ምስ ኩባንያታት ቱርኪ ሰለስተ ሰነዳት ስምምዕነት ተፈራሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር መዓድን ምስ ኩባንያታት ቱርኪ ሰለስተ ሰነዳት ስምምዕነት ተፈራሪሙ። እቶም ሰነዳት ስምምዕነት፥ ኣብ ልምዓት ተፈጥሮ ጋዝ፣ ኣብ ምጥያሽ ፋብሪካ ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳበርያ)ን ኣብ ፍርያት ወርቂን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሉ ኢዮም፡፡ እዋናዊ…

መበል 39 ፍሉይ ጉባኤ መራሕቲ ኢጋድ ኣብ ኬንያ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 39 ፍሉይ ጉባኤ መራሕቲ ትካል በይነ-መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ኢጋድ ኣብ ኬንያ ናይሮቢ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ መራሕቲ ኣብቲ ጉባኤ ኣብቲ ከባቢ ዘጋጠመ ድርቂ ምፅዋር ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት፣ ኣብ ጉዳይ ሰላምን ፀፅታን…

ጣሊያን ኣብ ሰሜናዊ ክፋል እታ ሃገር ሓደጋ ድርቂ ምግጣሙ ስዒቡ ኣዋጅ ህፂፅ እዋን ኣዊጃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጣሊያን ኣብ ሰሜናዊ ክፋል እታ ሃገር ኣብ 70 ዓመት ታሪኻ ኣጋጢሙ ብዘይፈልጥ ሓደጋ ድርቂ ምግጣሙ ስዒቡ ኣዋጅ ህፂፅ እዋን ኣዊጃ። እቲ ድርቂ ኣጋጢሙ ዘሎ ቅድም ክብል ሲሶ ቀረብ ፍርያት ሕርሻ እታ ሃገር እናሸፈነ ኣብ ዝነበረ ከባቢ ሩባ “ፖ”…

“ኣብ ውሽጢ ብዙሕ ውፃእ-ውረድ ኮይንና ዓብዪ ውፅኢት ክነመዝግብ ክኢልና ኢና” – ኣፈ ጉባዔ ታገሰ ጫፎ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) “ኣብ ውሽጢ ብዙሕ ውፃእ-ውረድ ኮይንና ዓብዪ ውፅኢት ክነመዝግብ ክኢልና ኢና” ብምባል ኣፈ ጉባዔ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ብርኪ ኣፈፃፅማ እቲ ባይቶ ኣመልኪቶም። ኮሚቴታት ኣማኸርቲን ኣተሓባበርቲን እቲ ባይቶ ከምኡ እውን ዋናን ሓገዝቲን…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ጄኔራል ኣብደል ፋታህ ኣል-ቡርሃን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ጎኒ ንጎኒ ጉባኤ ኢጋድ ምስ ፕሬዚዳነት ሉእላዊ ቤት ምኽሪ ሽግግር ሪፐብሊክ ሱዳን ጄኔራል ኣብደል ፋታህ ኣል-ቡርሃን ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ እዋናዊን ቀጣናዊ ክልቲኣዊ ዛዕባታትን ዝጠመተ ከምዝነበረ ካብ ቤት ፅሕፈት…