ምክላል ወሰን ኣዲስ ኣበባን ፍሉይ ዞባ ኦሮሚያ ዙርያ ፊንፊነን ንዘበናት ዝፀንሐ መሓንቕ ዘላቒ መፍትሒ ዝህብ ኢዩ-መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክላል ወሰን ኣዲስ ኣበባን ፍሉይ ዞባ ኦሮሚያ ዙርያ ፊንፊነን ንዘበናት ዝፀንሐ መሓንቕ ዘላቒ መፍትሒ ዝህብ ኢዩ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንገስቲ ገሊፁ።
እቲ ኣገልግሎት ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ እቲ ወሰን ብዘይምክላሉ ኣብ ልዕሊ ነበርቲ…