ቢዝነስ ዓውዲ ስራሕን ክእለትን ናይ ኩሉ ተሳትፎ ይጠልብ- ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል Desta Aug 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓውዲ ስራሕን ክእለትን ብዙሓት ዕድላተን ዕንቅፋታትን ዘለውዎ፣ ናይ ኩሎም ኣካላት ተሳትፎን ምንቅስቓስን ዝጠልብ ዓውዲ ኢዩ ክብላ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ተዛሪበን። መበል ካልኣይ ብሄራዊ ጉባኤ ስራሕ ሎሚ መዓልቲ ተኻይዱ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ልኡኽ ደቡብ ሱዳን ኣብ ግድብ ህዳሰ ዑደት ገይሮም Desta Aug 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ነሓሰ ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፍሉይ ኣማካሪ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ኮንግ ቲፕቲፕ ጋትሉዋክ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ደቡብ ሱዳን ኣብ ግድብ ህዳሰ ትማሊ ዑደት ገይሩ። እቶም ኣባላት ስራሕቲ ምምሕያሽ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር እውን ዑደት ኣካይዶም። ኣብ ዝቕፅሉ ክልተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ፕሬዚዳንት ኬኒያ ብምዃን ንዝተመረፁ ዊሊያም ሩቶ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ አመሓላሊፎም Desta Aug 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ፕሬዚዳንት ኬኒያ ብምዃን ንዝተመረፁ ዊሊያም ሩቶ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ አመሓላሊፎም። ምክትል ፕሬዚደንት ኮይኖም ከገልግሉ ዝፀንሑ ዊልያም ሩቶ ሳሙኤል ኣብ ፕረዚዳንታዊ ምርጫ ኬኒያ ከምዝተዓወቱ ተገሊፁ።…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ፕሬዚዳንታዊ ምርጫ ኬኒያ ዊልያም ሩቶ ከምዝተዓወቱ ተገሊፁ Desta Aug 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ፕሬዚደንት ኮይኖም ከገልግሉ ዝፀንሑ ዊልያም ሩቶ ሳሙኤል ኣብ ፕረዚዳንታዊ ምርጫ ኬኒያ ከምዝተዓወቱ ተገሊፁ። ኣቦመንበር ኮሚሽን ምርጫ ኣብ ዝገለፆ ውፅኢት ምርጫ ዊልያም ሩቶ 50 ነጥቢ 49 ሚእታዊት ብምርካብ ከምዝተዓወቱ ኣፍሊጦም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስትራቴጂ መምርሒ ምክልኻል ግዕዝይና ኣካላት ዳይነት ፀዲቑ Desta Aug 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ምምሕዳር ዳያኑ ፌዴራል ኣብ ዳይነት ኣብያተ ፈርዲ ፌዴራል ዝረኣዩ ተግባራት ግዕዝይና ንምክልኻልን ምቁፅፃረን ዘኽአል ስትራቴጂ መምርሒ ኣፅዲቑ። እቲ ጉባኤ ሎሚ መዓልቲ ኣበ ዘካየዶ ስሩዕ ኣኼባ ኢዩ ነቲ መምርሒ ኣፅዲቑ ተባሂሉ። ናፃነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 1 ሺሕን 4 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Aug 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 4 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት 13 ህፃናትን ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡ ተመለስቲ ግቡእ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ዓፋር ን520 ሺሕ ዜጋታት ህፁፅ ሓገዝ ምግቢ ተዋሂቡ Desta Aug 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ክልል ዓፋር ን520 ሺሕ ዜጋታት ህፁፅ ሓገዝ ምግቢ ከምዝሃበ ኣፍሊጡ። እቶም ዜጋታት ኣብ 14 ወረዳታት ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝርከቡ ከምዝኾኑ ድማ ተሓቢሩ። ብመሰረት እዚ ሰባኣዊ ሓገዝ ካብ ዘድሊዮም ዜጋታት እቶም 80…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ሰመራ ውሕጅ ብዘስዐቦ ሓደጋ ህይት ሰለስተ ሰባት ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Aug 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ከተማ ሰመራ ውሕጅ ብዘስዐቦ ሓደጋ ህይት ሰለስተ ሰባት ምሕላፉ ፖሊስ ኣፍሊጡ። ኣዛዚ መምርሒ ፖሊስ እታ ከተማ ኮማንደር ቢልኢ ኣሕመድ ከምዝገለፁዎ፥ እቲ ሓደጋ ትማሊ ምሸት ሰዓት 10 ጀሚሩ ሩባ ሎጊያ ካብ ዓቐን ንላዕሊ መሊኡ ነቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መምርሒ መፈፀሚ መልቀቒ ፈተና ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ፀዲቑ Gebremariam Weldegerima Aug 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መልቀቒ ፈተና ሃገራዊ ቅድመ ምረቓ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ብግቡእ ንምምራሕን ንምምሕዳርን ዝተሰናደአ መምርሒ መፈፀሚ ፈተና ፀዲቑ። ሚኒስቴር ትምህርቲ ከምዝሓበሮ፥ እቲ መምርሒ ኣብ ምድላው መልቀቒ ፈተና ክካተቱ ዝግበኦም ትሑት ሃገራዊ መምዘኒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣመራርሓታት ንቅልጡፍ ዕቤት ከተማታት ተዋዲዱ ንኽሰርሕ ተሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Aug 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩሎም ኣመራርሓታት ከተማ ንቅልጡፍ ዕቤት ከተማታት ብቆራፅነት፣ ተኣማንነትን ብምውዳድን ክሰርሑ ከምዝግባእ ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ገሊፁ። እቲ ሚኒስቴር፥ ምስ ኣመራርሓታት መንግስቲ ፌዴራል፣ መዳርግቲ ኣካላት፣ ከንቲባታ ከተማን ኣመራርሓታት…