ዘይተዛዘሙ ፕሮጀክትታት መስኖ ዛዚምካ ኣብ ረብሓ ምውዓል ትኹረት በጀት ሓዱሽ ዓመት ኢዩ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ስራሕ ከይኣተዉ ዝፀንሑ ፕሮጀክትታት መስኖ ዛዚምካ ኣብ ረብሓ ምውዓል ትኹረት በጀት ሓዱሽ ዓመት ከምዝኾነ ሚኒስቴር መስኖን ቆላማ ከባብታትን ገሊፁ።
እቲ ሚኒስቴር ትልሚ በጀት ዓመት 2014 ገምጋም ንበጀት ዓመት 2015 ድማ ሓባሪ ትልሚ ምስ ሰብ…