ስፓርት ኣትሌት ወርቅውሃ ጌታቸው ኣብ ዳይመንድ ሊግ ሞናኮ ተዓዊታ Desta Aug 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ለይቲ ኣብ ዝነበረ ውድድር መሰናክል 3 ሺሕ ሜትሮ ዳይመንድ ሊግ ሞናኮ ኣትሌት ወርቅውሃ ጌታቸው ተዓዊታ። እታ ኣትሌት ነቲ ውድድር ብ9 ደቒቓን 6 ሰከንድን 19 ማይክሮ ሰከንድን ብምዝዛም ኢያ ቀዳመይቲ ወፂኣ። ኣትሌት ዘርፌ ወንድማገኝ ድማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኩባንያ ዎዳ ሜታልስ ናብ ኢንደስትሪ ፓርክ ንኸዓቢ ስምምነት ተፈሪሙ Gebremariam Weldegerima Aug 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ኩባንያ ዎዳ ሜታልስ ናብ ኢንደስትሪ ፓርክ ንኸዓቢ ዘኽእሎ ስምምዕነት ተፈራሪሙ። ብመሰረት እቲ ስምምዕነት÷ ኩባንያ ዎዳ ሜታልስ ኣብ ከተማ ሰበታ ሕዚ ዝርከበሉ 18 ነጥቢ 9 ሄክታር መሬት ትሕዝቶ ናብ 100 ሄክታር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 1 ሺሕን 19 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Aug 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 19 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ተመለስቲ ግቡእ ሓገዝን ክንክንን ብምግባር ናብ ዝተሰናደአሎም ግዚያዊ መዕረፊ ክኸዱ ከምዝተገበረ…
ስፓርት ውድድር ሱፐር ሊግ ኣፍሪካ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Aug 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኮንፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኣፍሪካ ፓትሪስ ሞትሴፔ ምስ ፊፋ መዘነኦም ጂያኒ ኢንፋንቲኖ ብምዃን ውድድር ሱፐር ሊግ ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ዕላዊ ገይሮም። እቲ ውድድር ዕላዊ ኣብ ዝኾነሉ እዋን ቀዳማይ ሚኒስትር ታንዛኒያ ቃሲም ማጃሊዋ ተረኺቦም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጋምቤላ ፀገማት ፀፅታ ንምፍታሕ ልዝብ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፀፅታ ክልል ጋምቤላ ኣብቲ ክልል ዝረአዩ ፀገማት ፀፅታ ንምፍታሕ ኣብ ዘኽእል ኩነታት ልዝብ ይካየድ ኣሎ። ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኡመድ ኡጁሉ÷ ውዳበ ቤት ምኽሪ ፀፅታን ታሐተዎት ኣቢያተ ምኅሪ ፀፅታን ብግቡእ ምጥንኻር ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምርምር ድሕንነት ሳይቨር ንምስላጥ ስምምዕነት ተፈሪሙ Gebremariam Weldegerima Aug 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምርምር ድሕንነት ሳይቨር ኢትዮጵያ ንምሕላው ኣብ ሞንጎ ምምሕዳር ድሕንነት መርበብ ሓበሬታን ሸሞንተ ዩኒቨርሲታት ኢትዮጵያን ስምምዕነት ተፈሪሙ፡፡ እቲ ስምምዕነት ክታም ጥራሕ ዘይኮነስ ኣብ ቀፃሊ ድሕንነት ሳይቨር ሃገር ብምሕላው ከምኡ እውን ወለዶ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስምምዕነት ልቓሕን ሓገዝን 165 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዶላር ተፈሪሙ Gebremariam Weldegerima Aug 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ስምምዕነት ልቓሕን ሓገዝን 165 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዶላር ተፈሪሙ። እቲ ስምምዕነት ምዕራቕ መሬት ብምንካይ መፍረያይነት ንመውሳኽ ዝውዕለ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ዝርከባ 170…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ደቡብ ምዕራብ ትልሚ በጀት 2015 ዓ.ም ኣፅዲቑ Desta Aug 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ትልሚ በጀት 2015 ዓ.ም ኣፅዲቑ። እቲ ቤት ምኽሪ ነቲ በጀት ዓመት 11 ነጥቢ 33 ቢሊየን ብር ኢዩ ኣፅዲቑ። ሓላፊት ቢሮ ፋይናንስን ልምዓት ኢኮኖሚን ወይዘሮ ወሰነች ቶማስ÷ እቲ ባጀት ኢኮኖሚያዊ ለውጢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 176 ሺሕ መዛግብቲ ክሲ ዕልባት ረኺቦም Desta Aug 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 176 ሺሕ መዛግብቲ ክሲ ዕልባት ከምዝረኸቡ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ገሊፁ። ፕሬዚዳንት እቲ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ መዓዛ ኣሸናፊ፥ ኣብ 2014 ዓ.ም ብላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራልን ምምሕዳር ጉባኤ ዳያኑን ዝተፈፀሙ ተግባራት ብዝምልከት መግለፂ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፊንላንድን ስዊድን ናብ ኔቶ ንኽፅምበራ ናብ ኣሜሪካ ተቐባልነት ረኺበን Gebremariam Weldegerima Aug 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካው ጆ ባይደን ፊንላንድን ስዊድን ናብ ትካል ቃል ኪዳን ጦር ሰሜን ኣትላንቲክ (ኔቶ) ንኽፅምበራ ኣብ ዘኽእሉ ፕሮቶኮላት ከምዝፈረሙ ተገሊፁ። እተን ሃገራ ናብቲ ትካል ንኽፅምበራ ካብ ሴናተራት ዴሞክራቲክን ሪፐብሊካንን ጥንኩር ሓገዝ…